ከምቲ ልሙድ አብ ከተማ ካስል ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ አንጻር ዓመጸኛ ስርዓት ህግደፍ አብ ትሕቲ ስቃይ ህዝቢ ኤርትራ ንኸብቅዕ ኩልና ዓቅምና ነበርክት ዝብል ጭርሖ ሎሚ ውን ከምዓሚ አብ ታሪካዊት ከተማ ካስል ክንምርሽ ምኻ'ና ነፍልጥ። ኹሉ ደላይ ፍትሕን ሰላም ዲሞክራያዊ ለውጥን አብዚ ታሪካዊ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ተሐዊሱ

READ MORE