Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Ertireaውጹዕ ህዝብና ወግሔ ጸብሔ ክድቅስ ክትንስእ፣ ሰላም መዓልቲ አውዕለና፣ ቅሳነትን ራህዋን ፍጠረልና፣ ደቅናን ነብስናን አብ ሕማቕ ፈተና አይተእትወና፣ ንዓና ዝኸውን ሕረስ ሐረስታይ፣ ንገድ ነጋዳይ ዝብል፣ ቅኑዕን ፍትሔኛን ዝኾነ ናይ ሰላም መንግስቲ ፍጠረልና፣ ብምባል በብእምነቱ፣ አስላማይ አብ መስጊዱ ክርስትያን አብ ቤተ ክርስትያኑ፣  ንአምላኹ ጸሎቱ ከይተሐለሎ ወትሩ  ምስ አዕረገ ኢዩ።