Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Swisብቀዳም ዕለት 18.12.2010 ኣብ ዝተገብረ ክፉት ኣኼባ ፣ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላን ኣብ መደብ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤን ንኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ዙሪክን ከባቢኣን መግለጺ ተዋሂቡ።

Orthodox Churchሰርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ኣብ ህዝቢ ዘውርዶ ዘሎ ጭቆና ብምቕጻል፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ካብ ዝነብሩ ኤርትራውያን’ውን፡ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ገንዘብ ንምርሳይ፡ ንዜጋታት ኣብ ምግዳድን ምፍርራሕን ይርከብ ኣሎ።

ሊስ፡ ካብ ክልቲኦም ወገናት፡ ንኣድላዪ ሕቶ ወሲዶሞም፥ እቶም መንእሰያት ከምዝተለቐቑ ክፍለጥ ከሎ፡ ብዛዕባ እቶም
ደገፍቲ ወፍሪ ዘመተ ግን ዝበጽሓና ሓበሬታ የለን። ብድሕሪዚ ኹሉ፣ እቲ እኼባ ናይ ዘመተ ዕላምኡ ከይወቕዐ ፋሕ
በለ።