Kolon„መን ይንገር..? ዝዋዓለ። መን የርድእ..? ዝቐበረ።“ ከምዝብልዎ ስድራና፡ እንሆ ን-ሰንበት ዕለት 26. 09. 2010 ዓ.ም.ፈ.፡ እቶም ንኤርትራውያን ተቐማጦ Nordrhein Westfallen ወኪሎም ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ዝተሳተፉ

ንሰንበት ዕለት 30.05.2010 ዓ.ም.ፈ.፡ እንሆ ልኡኽ ኣሳናዳኢት ኮሚተ፡ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ኣብ ሃገር ጀርመን፡ ምስ ተቐማጦ ከተማ ኰሎን‘ን ከባቢኣን፡ ክፉት ኣኼባ ናይ ህዝቢ ክገብር፡ ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ኰሎን-ን ከባቢኣን፡