Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

UNICEF ዘይውህስነት መግቢ ብዘስዓቦ ድኽነት ንዝተጠቕዑ 1.5 ሚልዮን ኤርትራውያን ንምሕጋዝ ይሰርሕ ከምዘሎ ካብ መርበብ ሓበሬታኡ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረዲኡ።

UNICEF ዘይውህስነት መግቢ ብዘስዓቦ ድኽነት ንዝተጠቕዑ 1.5 ሚልዮን ኤርትራውያን ብፍላይ ድማ ዓጸቦ ብዘስዓቦ ጉድለት መኣዛታት ተጎዲኦም ንዘለዉ ህጻናትን ኣዴታትን ንምሕጋዝ ምስ መንግስቲ ኤርትራን ካልኦት ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መሻርኽቱን ተሓጋጊዙ ይሰርሕ ከምዘሎ ካብ መርበብ ሓበሬታኡ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረዲኡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT