Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Update/ተወሳኺ ሓበሬታ፣ ልኡኻት ስርዓት ህግደፍ ንሬሳ ናይቲ ኣብዚ ሳልስቲ ዝዓረፈ ቀዋሚ ወኪል ስርዓት ህግደፍ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝነበረ ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ጽባሕ ብስቱር ናብ ኤርትራ ከእትዉዎ መዲቦም ከምዘለዉ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም።

መራሕቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፣ ንሬሳ ናይቲ ካብ ዝዓርፍ ሳልስቲ ገይሩ ዘሎ ዛጊት ዕረፍቱ ብወግዒ ዘይተዛረቡሉ ቀዋሚ ወኪል ስርዓት ህግደፍ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝነበረ ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ጽባሕ ብስቱር ናብ ኤርትራ ከእትዉዎ መዲቦም ከምዘለዉ ምንጭታት

መራሕቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፣ ንሬሳ ናይቲ ካብ ዝዓርፍ ሳልስቲ ገይሩ ዘሎ ዛጊት ዕረፍቱ ብወግዒ ዘይተዛረቡሉ ቀዋሚ ወኪል ስርዓት ህግደፍ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝነበረ ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ጽባሕ ብስቱር ናብ ኤርትራ ከእትዉዎ መዲቦም ከምዘለዉ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም።

ልኡኻት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ጽባሕ ሰብ ኣኪብካ ዝቕበር ሬሳ ብኽንድ’ዚ ምስጢራውነት ክሕዙዎ ዝደለዩሉ ምኽንያት ኣዝዩ ከምዘገረሞም እቶም ምንጭታት ጠቒሶም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
20 COMMENTS
  • Gerimuna October 10, 2016

    Girma Asmerom is dead now.. It is not our culture to tarnish a dead person. However,
    One can not hide nor forget what he did to Petros family particularly the children. One wish that he faced justice. He destroyed the two children.s life. They grew up not only without a father but also mother because of him.
    I wish he had begged them for apology. It would have been a wise decision to make.
    But the followers of an evil could not discern what is right and wrong.

    AMLAK KEM EDI YHABO…..

    • Gezae October 10, 2016

      AMLAK NKULU KEKEM EDI YHABO AMEN

POST A COMMENT