Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Video Assenna: VOICES FROM ROME DEMONSTRATION:Review Musie Shishai from Orthodox Church Speaks at Rome Demonstration Oct 25, 2013

http://www.youtube.com/watch?v=mglGPJ8Pmpg&width=200&height=200

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • oromay November 2, 2013

    Absolutely you are right Rev.Keshi Mussie Shishai

  • wey gud November 2, 2013

    ክብተንዩ’ቲ ጸሊም ደመና
    2 ቆረንቶስ 1:3 “ኣምላኽ ኣቦ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ኣቦ ምሕረትን ኣምላኽ ኩሉ ምጽንናዕን ይባረኽ”

    ዘለናዮ ቅነ ምንም እኳ ይክፋእ ንዓና ጥራሕ ዝወረደ
    ጌርና ኣይንቁጸሮ:ከምኡዉን ካልእ ብዙሕ ጽቡቅ ዘሎና ህያብ ኣምላክ
    ኣይንረስዕ: ብምክሳስ ዘይኮነስ ነንሕሕድና ንጸናንዓሉ ንተሓጋገዘሉ
    ጽቡቅ ኣጋጣሚ ስለዝኾነ ብዓቢኡ ድማ እግዚኣብሄር ብሕልፊ ኣብዚ እዋን
    ኣብ ሞንጎና ስለዘሎ ኩልና ሐቢርና ከነመስግኖ ይግባእ::

    ኢዮብ 1-21 “እግዚኣብሄር ሃበ እግዚኣብሄር ድማ ወሰደ ስም እግዚኣብሄር ይመስገን”

    እዚ እዉን ክሐልፍ እዩ:: ብዘይቃንዛ ቀልጢፉ ዝሓልፍ እዉን ኣይኮነን:
    ርግጽ እዩ ግን እግዚኣብሄር ነዚ ጽዑቕ ጸሊም ደበና ንጽቡቅና ከምዝቅይሮ ስጋብ ዝሓልፍ
    ግን ኣይንዓሹ: ኣይንገራህ :ነሕዋትና ኣይንፍረድ: ኣይነፋራርሕ :ተስፋ እዉን ኣይነቁርጾም:
    ሓሳብና ኩሉ በቲ ፍጹም ዘይቅየር ፈቃር እግዚኣብሄር ይኹን::
    ምሕረት እግዚኣብሄር ቀጻሊ ዘይዉዳእ ዘልኣለማዊ እዩ:: ኣሜን!

    ምሳሌ 3:5 “ብሙሉእ ልብኻ ብእግዚኣብሄር ተኣመን ኣብ ልቦናኻ ኣይትጸጋዕ”

  • sara gual eritra November 4, 2013

    WEY GUD
    goyta yesus ybarkika
    bhaki egziabiher tsbuk neger alewo
    kbri mogos sbhat msgana n’uu trah YKUN

POST A COMMENT