VOICE OF ASSENNA: እንታይ ከ ይብሃል ኣሎ ? – ዋዕላ ብራስለስ – ይርግኣለም ይግበረልኪ ለምለም – Tues, Dec 11, 2018

https://www.youtube.com/watch?v=I-zPvfn7dBQ&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • Natu December 12, 2018

    ይገርመና ኣሎ !

    ኤርትራውያን ብዝብል ስም ለቢሶም ፣ኣብ መምልቲ ኮንፈረንስ ክስንክቱ ክውዕሉ ምርኣይ ክርድኦ ዝኽእል ሰብ የለን ! እዞም ዝያዳ ኤርትራውያን መሰልቲ ሰባት ምስ በል መነመን ኮይኖም እዮም ብስም ህዝቢ ኣብ ጸጽባሕ ትርጉም ክህልዎ ዘይክእል ኣኼባታት ክቑንኑ ዘደንቕ ጥራሕ እዩ ።

    ሃገራዊ ጉዳይ ናይ ሃገር ዛዕባ ድኣምበር ናይ እራይ-ምራይ ጥራሕ ከም ዘይኮነ ክንጸረሎም ኣልዎ። ንኹሉ ሃግራዊ ኣካፋሊ ኮንፈረንስ ክሳብ ዘይገበርኩም ፈተነታትኩም ከም ሽታ ማይ ከንቱ ምኻኑ ፍለጡ ።

    እዝን ወድሓንኩምን !

  • ስዩም December 14, 2018

    ኣዞም፣ሰራዊት፣ኤርትራስ፣ኢንበርዶ፣ኤረትራውያን፣ኢዮም?ኣንታይ፣ደኣ፣ሃገሮም፣ኣናተሸጠ፣ክነሱ፣ምስብረቶም፣ትም፣ዝብሉ።

  • Genet Original December 18, 2018

    Where is the so called EDF? Please say present, when your people are calling you for help!!!!!!!!!!
    You are not DIA’s property. You belong to the people of Eritrea. Say present and your country will be grateful for ever. How can you be subdued by 73 years old animal.

    Wake up and get up for your people and country!!!!!

POST A COMMENT