Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ህግደፍ ልኡኽ ሓሊቦ – ሰብ ጀራዲን ኣብ ከባቢ ዓዲ ሓሎ ዝርክባ ዓድታት ጀራዲኖም ብህግድፍ ተመንዚዖም

https://www.youtube.com/watch?v=t_EJgECfxp8&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Berhe Tensea January 6, 2018

    Iseyas the proud owner of Eritrea as a land. He can sell any portion of land any where within it . He can also exploit its resources by enslaving its inhabitants .
    Eritrea the unlucky mother also has coward children who chose to be slaves than remove their worst enemy..
    Eritrea belongs to Iseyas period.
    Death to the Tembenis in power..

  • Natu January 6, 2018

    ዝኸበርካ ኣማንኤል !

    “ … ስርዓት ኢሳያስ ናይተን ኣብቲ ከባቢ ዓዲሃሎ ዝርከባ ዓድታት ንመዋእሎም ዝነብሩሉ ዝነበሩ ጀራዲን ንልምዓት ኣመኽንዩ ከም ዝመንዝዖም’ዩ ዝንገር…“ ኢልካ። እቲ ሓቂ ግን ከምኡ ኣይኮነን። ኣነ ካብቶም ኣብ ከባቢ ዓዲሃሎ ዝርከባ ዓድታት ዝነብሩ ተቐማጦ መሬቱ ዝተመንዝዖ ኣይፈልጥን ! ምናልባት ንዓኻ ጌና ዘይበርሃልካ ነገር ዘሎ እመስለኒ።

    እቶም ንስኻ መሬቶም ተመንዚዖም እትብሎም ዘለኻ ሰባት ተቐማጦ ካብተን ኣብቲ ከባቢ ዓዲሃሎ ዝርከባ ዓድታት ዘይኮኑስ መብዛሕትኦም ንራእሲ ኣሉላ ኣሰንዮም ብደቀርብዓነት 3 ዓድታት ርሒቖም ዝነብሩ ሰባት እዮም። እዞም ማእከላይ ዓሌት እዚኦም ብዝሒን ስልጣንን ስለ ዝነበሮም ጥልያን ምስ ወጸ ነቲ ጸይቂ’ምበር ቁምነገር ዘይገበረ ጊዝያዊ ምምሕዳር እንግሊዝ ኣብ 1941 ብጉቦን ተመሳሳልን ኣደናጊሮም ንሓንቲ ካብተን ኣብቲ ከባቢ ዓዲሃሎ ዝርከባ ዓድታት ጎቢጦም ከም መንሽሮ ድሕሪ ምስቓይ፣ ነቲ ብኢጣልያውያን ተመንዚዑ ዝሕረስ ዝነበረ እዙው ናይ ጀራዲን መሬት እታ ውጽዕቲ ዓዲ ብሓይሎም መንዚዖም ፣እቶም ደቀባት ኣማዕድዮም እንዳጠመቱ ፣ዘይርስቶም ክነሱ ፣ እንዳማቶም ርስቲ ጀራዲን የልምዕዎ ነይሮም። ስርዓት ኢሳያስ ነቲ ብድዔ ምስ ኣጽንዖ ነቶም ደቀባት መሰሎም ከም ዝሕሎ ወሰነ። ድሕሪ’ዚ ፍርዲ እዚ እዞም ን70 ዓመታት ተሳቕዮም ዝጸንሑ ውጹዓት ደቀባት መሰሎም ክሕሎን መሬቶም ከም ዝምለሰሎምን ተገብረ። እዚ ንስኻ ሕጂ “ ጀራዲን ንልምዓት ኣመኽንዩ መንዚዕዎም“ እትብሎ ዘለኻ እምበኣር፣ ናብ ደቂ ርስቲ ደኣሉ ተመሊሱ’ምበር ነዞም መጠፋፋእቲ [ምስ ራእሲ ኣሉላ ናታ ሽዑ ዝሃነጽዋ ዓዲ ዝመጹ] ማእከላይ ዓሌት ዝውንንዎ ዘይነበሮም ክምንዝዖም ፍጹም ኣይክእልን እዩ። ደቀባት መሰሎም ስለ ዝረኸቡ ምውሓጥ ኣብዩዎም ዘዕገርግሩ ዝነበሩ ድማ መጠንቀቕታታት ድሕሪ ምጥሓስ ኣብ ኛኹራ እንተኾነውን ተረጊጦም።

    ስለዚ ንስኻ ጉዳዩ ድሕሪ ምጽናዕ ኣብ ጎድኒ እቶም ውጹዓት ድኣ ጠጠው ክትብልን ክትውድስን ነይሩካ እምበር በዚ ስርዓት ኢሳያስ ዝወሰዶ ፖሊቲካዊ ውሳኔ ክትቃወም ዘሕፍር ኮይኑ ረኺበይ።

POST A COMMENT