Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: `“መርደኽ ንሓገራዊ ዘተ” ሕዱር ውልቃዊ ቅርሕን’ዶ – ስዉር ቅሙጥ ፖሊሲ – ታደሰ ኪዳነ (በርሚንግሃም) 3ይ ክፋል

https://www.youtube.com/watch?v=Emu-by9Otqk&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
6 COMMENTS
  • Maria February 28, 2018

    ‘Medrek’ please try to change your system for sake of your people. you are already responsible for tragedy.
    if you are for your people. be courage to answer Mr. Tades’s Questions. Then we could evaluate you….
    Thanks Mr. Tadese Kidane God bless you

  • Hilina nigiber March 1, 2018

    Nisikin nenihidhidkin tewenajela wedi tenbien kea nibeal druE ziameselu jeganu ab kdmi aynikin, ferahat mukankin felitu ketiliwom……nisika tadesse nimen eika titabekelu zeleka??? Afika zeytihiz neti ab asmera zelo kitikiyir zeytikieil tekonika ,,,, ni b/g abraha kasa ab tihut dereja menebabiro zinebir eilika ,,,bishim wedi akele guzay kititabekelu fetinika……weygud!!! Nezi guhaf resehat hibreteseb nibeal diruen, ogbe, yeeilaf jeganu deki akele zetifeEe Eisub nay essayass si……..zeytigedifiwo nezi hzbi Akmi tezeynilikum,,,,medrek yikunu simret belom wala gnibar hagerawi dihinet including assenna akimom yifitinu alewu, mikiniyatu suK mibal = zero sile zikone….bizikone bejakum bejakum biretikum/ melihasikum nab wedi medhin tenbienay giberiwo…..medrek sik mibal zeymeretsu kemayin kemakan eritrawiyan eiyom,,,,nisika ke entay zigeberikayo aleka……nezom telamat Aytiwagot…Aeimiro teleka medirek ab tarik kalsi beti zimesilekum Ejamikum tigebru alekum yekenielina bel…..
    ENTAY YIBEHAL EZI, NETI SEB ZIKETIL ZELO DEFEND GIETIKA NETI ZIKALES ZELO MITUKAB GIDEFIWO

  • Haile Berhane March 2, 2018

    ናይ ታድሰ ነቐፌታስ ብ።ክዕ ሰሪሓ። ምኽንያቱ እታ ነቲ ዅሉ ጸይቂ ትጽሕፍ ዝነበረት መርበብ ሓበሬታ ኤሪመድረኽ ጠቕሊላ ተዓጽያ። ሕቂ ኵሉ ግዜ ምስ ተዓወተት’ያ። ሓው ታደሰ ብዙሕ ሰብ ዘየስተውዕሎ ነገራት መምዩ ብምቕራቡ ክንኣስ ይግብኦ።

    • Haile Berhane March 2, 2018

      ክንኣድ ይግብኦ ዝብል ኣፍ’ዩ።

    • Mahta March 3, 2018

      So if it is closed who is the winner? Aya Tadesse or hgdf? both of them because both of them are the same!!

  • Zgeremo March 3, 2018

    ፡) ምንጭታት ፡) ዜና

    ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ገሊኣቶም ሰበስልጣናት ደቂ ኣከለጉዛይ፡ ካብቶም ልዕሊኦም ኮይኖም ዝእዙዎም ኣሕሉቕ ህግደፍ ብዝያዳ ወገናውያን ከምዝኾኑ ምንጭታት መድረኽ ተደራብሾም ብኣሽሙር ጠቂኖም።

    ከምኡ ስለዝኾነ፡ ጸይቀዕሉል ብ/ጀነራል ስምኦን ግብረድንግል ንሓንቲ ሰበይቲ ምስ 5 ደቃ ንስደት ከምእትኽይድ ጊሮም። እዚ ድማ ናይ ኣውራጅውነቶም መርእያ ምዃኑ፡ ምንጭታት መድረኽ ብሓጎስ ሓቢሮም።

    በዚ ስነሞጎት እዚ ከይዶም እቶም ምንጭታት፡ ኣብተን 350 ዝኾና ኣብያተ ማእሰርትታት እንዳ ኣይተ ኢሳያስ፡ መርሚሮም፡ ደቂ ኣከለጉዛይ ክረኽቡ ኣይከኣሉን። ቤት ማእሰቲ ኤርትራ ደቂ ካልኦት ኣውራጃታ መሊኦምዎ ክብሉ እቶም ምንጭትታ ኣጉረምሪሞም።

    ብተወሳኺ መብዛሕትኦም ደቂ ኣከለጉዛይ ሃብቲ ሃገር ብሒቶም፡ ከምኡውን ሰበ ስልጣናት ሰራዊት ኤርትራ ዳርጋ ኩላቶም ደቂ ኣከለጉዛይ ከምዝኾኑ ምንጭታት መድረኽ፡ ብዘይ ገለ ጽብጥታት፡ ሕሜታኦምን ግላዊ ቅርሕንቶምን በጨቕ ኣቢሎም።

    እዚ ኩሉ ዝግበር ዘሎ ድማ፥ ጀነራል ፍሊጶስ ናይ ምርሻን ስራሕ ደው ስለዘበሉዎን፡ ኣይተ ገባቲ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ድማኒ፡ ተናዒቖም ስለዝኾኑ፡ በዓልቲ ቤቶም ወ/ሮ ሳባ፡ ጓል ኣከለጉዛይ ስለዝኾና፡ ነቲ ኣቶ ኢሳይያስ ኣንልዕሊኤን ዝፍጽሙዎ ዘይውርዙይ ጠባያት፡ ሕነ ክፈድያ ኢለን ኢየን ክብሉ እቶም ምንጭታት መድረኽ ዘይተራእየን ዘይተሰምዔን ሓበሬታ ካብ ሓንጎሎም ኣመንጭዮም።

    እቶም `ምንጭታት` ዝተባህሉ ሓበርቲ፡ መርትዖ ከቕርቡ ምስተሓተቱ፥ ምንጭታቶም ብ/ጀነራል ስምኦን ገብረድንግል ብደዎም ስለ ዝመንጨቱዎም፡ ኣብ ማይ ከምዝእተወት ኣንጭዋ ኣጽቂቶም ኣለዉ ይበሃል ኣሎ። ምንጭታት መድረኽ ብዘይ ምንጪ ከይተርፉን ከይነጽፉን፡ ዝሰግኡ ካልኦት ምንጭታት ድማ ኣለዉ ይውረ`ሎ።

    እቶም ምንጭታት፡ ንህዝቢ ኤርትራ ክጠምሩ ድዮም ወይስ ፋሕ ከብሉ ዝደልዩ፡ ንዝብል ከቢድ ሕቶ፡ ምንጭታት መድረኽ ይኹኑ መድረኽ ዝህቡና መልሲ፡ ብእፍ ዘይኮነስ ብተግባር ዝከታተሉ ካልኦት ምንጭታት ክከታተሉዎ ኢዮም።

    ካልኦት ምንጭታት ድማ፡ ብሓቂ ኣባል መድረኽ ክትከውን፡ ኣባክ እታ ብጸልማት ንብዙሓት ኤርትራውያን ዝቐጸይት ሕብእቲ ሰልፊ ክትከውን ከምዝግባእ ብጭብጢ ዝተሰነየ፡ ርጡብ ሓበሬታ ለጊሶም።

    ኣብ መወዳእታ ምንጭታት ከይጠቐስኩም እግዚኦ! ክትብሉን፡ ንሕብረትን ንኽብረትን ንማዕርነትን ደቂ ሃገር ብዘያድልዎ፡ ክትጽዕሩን ክትንእዱን ክትሓምዩን ሕልናኹም ክትውከሱ እሕእትት።

    ካብ ተወሳኺ መገረም ዝኾነ ምንጭትታ ክሕልወና ንልዑል ፈጣሪ ንልምን። ንቶም ሰናዕቲ ምንጭታት ድማ ሓቂ ተዛረቡ ሰማዒ ክትረኽቡ ንብሎም።

Post a Reply to Mahta Cancel Reply