Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: መን ዩ ተምበርካኺ – ኢሳይያስ ዶ በራኺ!?

https://www.youtube.com/watch?v=s5YMdGMAnm4&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • Godaif July 14, 2018

    ካብ ሰላም ዝዓቢ የለን። ንህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ድማ እንኳዕ ሓጎሰካ እብል። እዚ ናይ መራሕቲ ሰላም ጥራይ ኣይኮነን፣ እንታይ ደኣ ሰላም ናይ ክልተ ሃገራትን ህዝቢ። ካብ ኢትዮጵያ ንኤርትራ ትቐርባ ሃገር የላን ፣ንኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ትቐርባ ሃገር የላን። ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ፤ ብሄራት ዓፈር ሳሆ ኩናማ ቢለን ትግርኛን ካለኦትን ኣለዉ። ኢትዮጵያ ዋና ሃይማኖታታ ኣስላምን ክርስትያንን እዮም ፣ ልክዕ ከም ኤርትራ። ከምዚ ርክብ ኣብ የመን ሱዳን ጅቡቲ ስዑድያ ፈጺሙ የለን። ስለዚ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓደ ቤተሰብ ውን እዩ።
    ከምዚ ዓይነት ሕውነታዊ መግለጺ ኣብ ታሪኽ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተራእዩ ተሰሚዑን ኣይፈልጥን እዩ እሞ ቪድዮ ረኣዩ ክትኣምኑ ፤ ይበል የቐጽል።
    ንዶር ተስፋጽዮን መዳህነ፣ በረከት ሃብተስላሴ ፣ ነዚ ቅድሚ ሰብ ስለዝተተምብይዎ ዝለዓለ ምስጋና ይብጽሓዮም።
    ካብ ኩሉ ንላዕሊ ግና ንመሪሕነት ህዝቢ ኢትዮጵያ ምስጋና ይግበኦ።
    ሰላምን ፍቕርን ንኤርትራን ኢትዮጵያን።
    ኣብዚ ኢትዮጵያ ብዙሕ ተወንጭፋ ስለዘላ ዮሃና ንህዝቢ ኢትዮጵያ።

    • Hagherawi July 14, 2018

      You are just dreaming.
      Open your eyes, Eritrea is an independent country.

      • Tsehaye July 15, 2018

        SaHsaH kondaf Arebawi jihadist taliban,
        Open your Islamic backside, Ethiopia is taking back its abused daughter.

        • Uncle Sye July 15, 2018

          ክቡር Tsehaye
          Don’t be mad the Habesha agenda has been revived .ዋላ ስዑዲ ንጅሃዳውያን ትቕፍዶም ኣላ YOU HAVE THE POWER !

  • Deglel July 15, 2018

    Haw Tsehaye, I agree with your that foreign Arabawi mercenary should first open up his battered Arabic ass.
    Otherwise, he won’t be able to see the positive changes taking place in our peaceful countries of Eritrea & Ethiopia.

  • ተዓዛቢ July 16, 2018

    ሰላም ዘይፈቱ፡ ኣብ ስደት ኮይኑ ዝዋጢ፡ ኣብ ታሪክ እንዳ ጓሓፍ እዩ ክሰፍር። በዓል ቁም-ነገር ክትመስል ያኢ፡ ፍረ ዘይርከቦ መደረ ምፍናው፡ ድኻምነትካን ከዳዕነትካን ጥራሕ እዩ ዝገልጽ። ቅኑዕ ሰብ፡ ደንጋጺ፡ ንዅሉ ሕዝቢ ሰላም’ዩ ዝመነየሉ። ስግር-ሩባ ኮይንካ ኣምበሳ ምምሳል ግን፡ ንከብድካ ዝኸውን መግቢ-ዕለትካ ምውጣይ ደኣምበር፡ ነቲ ጅግና ሕዝቢ ኤርትራስ እቲ ጥልመት ዝመልኦ መልሓስካ፡ ዚውስኸሉ የብሉን።

  • Alem Adhanom July 16, 2018

    A friend called me from Asmara and asked to access archive.assenna.com. He said, he posted a criticism against those who criticize the peace agreement which is welcomed internationally. Sure enough it was deleted. Dirt conscience never gives peace.

Post a Reply to Uncle Sye Cancel Reply