Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: ተቓውሞ ንናይ ሕብረት ኤውሮጳ ፖሊሲ ስደተኛታት Wed, March 22, 2017

https://www.youtube.com/watch?v=z1AHz82Y3ZA&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Gudu March 22, 2017

    ወይ ጉድ ገለ ክንሰምዕ ኢና። እዞም ሰባት ንሰብኣዊ መሰላት ስደተኛታት ኣብ ሆላንድ ንእስራኤል ክጣበቑ ጽቡቕ እዩ። እንተኾነ ግና እዞም ሰባት እዚኦምን መሰለቶምን ዓረብ ኣብ ሱዳብ ግብጺ ሲናይ ሊብያ ንኤርትራውያን መሳኪን ስደተኛታት ባራዩ ጌሮም ክሸጥዎም ፡ ንኣወዳትን ኣዋልድን ቆልዑን ከይተርፉ ክጋሰስዎምን ክምዕጽዎምን ከለዉ ፡ ኩሊቶምን ዓይኖምን ክምዝሑቑን ክሸጡን ከለዉ ፡ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ቤተሰቦም ብናይ ዓረብ ናይ ቴለፎን ደወል ከፍርህዎም ገንዞም ክዘምትዎም ከለዉ ፡ ኤርትራውያን ብናይ ዓረብ መትኮሳ ሓውን መግረፍትን ክሳቐዩ ከለዉ ፡ እዞም ሰልፊ ጌርና ዝብሉ ዘለዎ ኣበየናይ በዓቲ ወይ ጉድጓዋድ ተሓቢኦም ነበሩ ??
    ኣንጻር መንግስቲ ዓረብን ግብጺ ዘይተሰልፍኩም ዘየእወኹም ፡ሕጂ ኣንጻር እስራኤል ኣብ ጉድጓድኩም ወጺእኩም?ወይ ጉድ
    ብዛዕባ እተን ኣብ ትሕቲ እስላማዊ ዓረባዊ ጀሃድ ባራዩ እተሸጣ ኤርትራውያን እንታይ በልኩም፧ ብዛዕባ እቶም በዞም ጨካናት ናይ እስላማዊ ጂሃድ ዳዕሽ እተሓርዱ ኤርትርዋያን ውን ገለ ካብ መዘኻኸሪ ካብ ብዙሕ ጭካነን ክፍኣትን ናይዞም እስላማውያን ዓረባውያን መንግስትታትን ጉጅለታትን እዩ።

Post a Reply to michael Cancel Reply