Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ኣብ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ነጻ ተለቒቖም

https://www.youtube.com/watch?v=wbXV_3ssqCE&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
6 COMMENTS
  • Sina October 4, 2017

    Dear Assenna,

    No matter the case, this Journalist has done nothing to the Ethiopian government. Accordingly, the main responsible parties of this crime are:

    1. CPJ
    2. Kenyan Government
    3. Ethiopian Government and
    4. The International Community as a whole

    If there is anything wrong with these journalists to Somalia, the Somalian Government should detain and bring them to the International Court.

    Anyway, as an Eritrean I am very happy to see the journalists are free.

  • Solomon October 4, 2017

    ኤርትራውያን ዕድለኛታት እዮም!

    ምኽንያቱ ምስ ምዕቡል ኣታሓሳስባ ለባም
    ቂም ዘይሕዙ ተጋሩ ውግእ ሰለዝፈተኑ ።

    እምበር ከምቲ ንሶም ዝፈተንዎ ከምቲ ግፍዒ ዘብጽሕዎ ኣይኮነን ዶ ተቐብልካ ከተዕቅቦም
    ካልእ ነገር… ዝግብኦም ነይሩ ናይ ኢዶም
    ግን ትግራዋይ ለባም`ዪ ።

    ኣነ ኣብ ኣስመራ ተወሊደ`የ ዓብያ ክሳብ ውግእ ዝውዳእ ኣብኡ ነይረ ።

    ካብ 1997-2001ዝነበረ ግፍዒ ግን ከምዚ ነይሩ ኢልካ ክትዛረብ ቃላት ይሓጽረካ።

    ኣብቲ ግዜ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ሰኺሩ ዝነበረሩ ግዜ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ጥዕንኡ ዘይነበረሩ ግዜ በጃኻ ንህና… ንህና እኳ… ንህና… ፍሉያት ፍጥረት … ንህና… ካብ ዓለም… ጃህራ… ፍከራ… መሬት ኣይትጽሩኒ
    መን ከማና ክብሉ ከለዉ፣ ንህዝቢ ትግራይ ዘወረድሩ ግፍዒ ሞት ማህረምቲ ካብ ኩሉ ኩሉ ዝገደደ ዓጽምኻ ዝሰብር ሕማቕ ቃላት መንነትካ ምፍጣርኻ ክሳብ ትጸልእ በብዝሓለፍካዪ ኢካ ትሰምዖ ።

    ሕጂ ግን እቲ ታሪኽ ካልእ`ዩ ።😁

    ካብ ኩሉ ዘሕጉሰን ነገር እቲ ካብ ኤርትራ ተፋናቅሉ ናብ ዓዱ ዝተመለሰ ህዝቢ ሓንቲ ማዓልቲ ዓሕ ከይበለ ናብራኡ ቀይሩ ኣብ ትግራይ ሞቶረ ናይ ልምዓት ኮይኑ ንሃገር ይጠቅም ኣሎ ካብ ኤርትራ ብምብራሩ ብጣዕሚ ሕጉስ እዩ ፈጽሙ ኣይዝክሮምን።

    ኣብ ዓዱ ትግራይ ንኤርትራውያን ጎረባብቲ ዝነበሩ ቂም ከይሓዘ ሕነ ክፈዲ ከይበለ ይቅበሎም የፋንዎም ኣሎ ።

    እንተ ሓደ ሓደ ኤርትራውያን ግን ኣታሓሳስባ ህግደፍ ዘይገደፎም ብዘይትምህርት ዝደንዘዙ ኣብ አዲስአበባ ዝገብርዎ የሕዝኑካ ከምኣ ኢሎም ኣለዎ ሳላ ለባም ህዝቢ ግን ተጻውሪዎም ይነብር ኣሎ ።

    • Ashenafi Teklay Woldemariam October 11, 2017

      ለባም ህዝቢ ዓሻ ህዝቢ ዝበሀሃል የለን ዝሓወይ ተጋጊኻ ዓሻ ሰብን ለባም ሰብን እዩ ዘሎ፡፡አብ ግዜ ኩናት ኢትዮጰያዉያን የሕዋትና አብ ኤርትራ ዝነብሩ ተጎዲኦም ክኾኑ ይኽእሉ እዮም አዚ ከኣ ናይቲ ጽላል ክኾኖም ዝግበኦ መንግስቲ ሽግር እዩ፡፡ ሓደ ዓሻ ኤርትራዊ 100 ኢትዮጵያዉያን ከሕዝን ይኽእል እዩ መንግስቲ ጽላል ክኾኖም ዘይክእል እንተደኣ ኮይኑ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ኤርትራዉያን ዉን ሽግር ገጢሙዎም አዩ፡፡ ዉልቀ ሰባት ህዝቢ አይዉክሉን ኢዮም ኣይትዓሹ፡፡

  • Helu October 6, 2017

    God may help you guys after 11 years you able to see your family..

  • Berhe Tensea October 7, 2017

    Serving the nation or Eritrea in any capacity under the dictator is plain stupid and it doesn’t pay. These journalists are just the victims of our sad situation..
    As an Eritrean, you can be kidnapped, drown at sea, die in desert, and treated like a slave,, and get raped and the dictatorial government is no where to be seen.
    The people with kolo mentality will also forget about any one in distress, how sad is that?
    The youth who are supposed to be the engine of change in a dormant state for a very long time , and that is why the whole world is bewildered .
    As long as people keep silent, Bashai Lema”s grand son will annihilate the Eritrean people.

  • Ashenafi Teklay Woldemariam October 11, 2017

    ብጣዕሚ ደስ ይብል፡፡ እንካዕ ደስ በለና ኤርትራዉያን፡፡

    ዝበዛሕና ኤርትራዉያንን ዝበዝሑ ኢትዮጵያዉያንን ደለይቲ ሰላም ኢና፡፡ አተኩሮና አብቶም ብዙሓት እዩ ክኸዉን ዘለዎ እንተኽኢልና ከኣ ነቶም ዉሑዳጽ ዓያሹ ኣርአያ ክንኮኖም ይግባእ፡፡ ብመሰረቱ ዉግእ ናይ ክልቲኡ ሃገራት ንህዝቢ ኣማእኪሉን ኣዛትዩን አይኮነን ተኻይዱ ህዝቢ መሳርሒን ነጸብራቅን ናይ ፖሊሲታት እዩ ኮይኑ፡፡ ህዝቢ ክልቲኡ ሃገራት ካብ ኩናት ዝረኽቦ ጥቅሚ ወልሓንቲ ከም ዘየለ አጸቢቁ ዝተረድአ እዩ ዝመስለኒ ፡ ሰላም ከአ ይብል ኣሎ ፡ እቶም ዝበዛሕና ዉሽጥና እንተንሰምዖ ሰላም እዩ ዝደሊ፡፡ እቶም ናይ ሰላም ጻዉዒት ክቆጽዩ ዝደልዩ ወይ ብኻልእ ዝትርጉሙ ሓይልታት ግን ኣይፋልኩምን ናብ ልብኹም ተመለሱ ንበሎም፡፡ ሰላም መን ይጸዉዓያ ብዘየገድስ አብ ሰላም ናይ ሓባር ረብሓ አለና ፡ እንተደኣ ክኢልና አብቲ ናይ ሰላም ሓሳብ ዘለና ርእይቶ ብኽፉት ልቢ ክንህብ እዩ ዝግበአና፡፡ ገና ካብ ጅምሩ ከምዚ እዮም ምባል ልክዕ አይመስለንን፡፡ እቲ ናይ ሰላም ሓሳብ ክብርታት ናይ ክልቲኡ ህዝብታት ዘይትንክፍ ክኸዉን እንታይ እንታይ ክኸዉን አለዎ ኢልና ንዛተ አብ መወዳእትኡ ከኣ ንኽልቲኡ ህዝቢታት ዝጠቅም ክኸዉን አበርክቶና ንግበር፡፡ ንሱ እዩ ንኽልቲኡ ህዝቢታት ዝሓይሽ ፡፡ ክልቲኦም መንግስታት ኮፍ ኢሎም ክዛተዩ ካብ ዘይከአሉ ፡ ክልቲኡ መንግስታት ብሓባር ዘቅርብዎ ናይ ሰላም ሓሳብ አይክህሉን እዩ፡፡ ስለዚ ህዝቢታትና እንታይ ይኹን ፡ መዋእልና ክንስደድ ንንበር ፡፡ በጃኹም ጠቃሚ ርእይቶታት ሃቡ እሞ እቲ ዝግበር መዝሙር ሰላም ቀስ ኢልና ንርአዮ፡፡ ብዝተኻእለ መጠን ዕዉት (ብመንጽር ናይ ክልቲኡ ህዝቢ) ክኾነልና ንስራሕ፡፡ ሓላፍነት ናይ ህዝቢ ይሃልወና ፡፡ መን አልዒልዎ ፡ መን ተዛትዩሉ ፡ አበይ ፡ ንምንታይ … ኢልና ኣብ ሃጠዉቀጠዉ ጥራሕ ካብ ንዝቲ እንታይ ነጥብታት እዮም ክለዓሉ ዘለዎም ፡ እቲ ወረቃቅቲ በኸመይ ክቀርብ አለዎ፡ ንህዝብና እንታይ ተገበርና እዩ ዝሓይሽ፡ መንግስታት ናይ ክልቲኡ ሃገራት በኸመይ መንገዲ ነዚ መዝሙር ሰላም ዝበሃል ዘሎ ክድግፋን ክዛረባሉን አለወን ኢልና ንዛተ፡፡ እቲ ንዛተየሉን ንደልዮን ነገራት ኣብዚ መዝሙር ሰላም ክንረኽቦ ንኽእል ይኸዉን ወይ ከኣ ርእይቶታትና ሰሚዖም ክዉስኹሉ ይኽእሉ ይኾኑ መን ይፈልጥ፡፡ ኣነ ዘየቅረብክዎ ሓሳብ ኩሉ ኣዕናዊ እዩ ክንብል የብልናን፡፡ አቀዲምና ከምዚ እዮም ኢልና ህዝብ ሓሳባቶምን ድሌታቶምን ከይፈልጥ ጸግዒ ክሕዝ ኣይንግበሮ፡፡
    ኣብ ዓድና ፍትሒ ደሊና ፡ ቅዋም የድልየና አሎ ፡ ናይ ፖለቲካ እሱራት ይፈትሑልና … እንተበልና ወያኔ፡ ኣሜሪካ … ኮይኑ እቲ መልሲ ፡፡ ህዝቢታትና ከኣ በዚ መልሲ ምኽንያት ኣብ ሓደ ርዒሙ ንመሰሉ ክቃለስ አይከአለን፡፡ እቲ ንህዝብና ዝፈላሊ በዚ መዝሙር ሰላም ዝበሃል ክሰዓር እነተደኣ ክኢሉ ብድሕሪኡ ብዛዕባ ዉሽጣዊ ጉዳያትና አብ ሓደ መስመር ተሰሊፍና ምናልባትዶ ክንሓትት ወይ ከነዕሪ ንኽእል ካብ ዝብል እምነት እየ ርእይቶይ ሂበ፡፡ እንተደኣ ተጋግየ ይቅሬታ ግበሩለይ ካብ ሰናይ ድሌት ተበጊሰ እየ፡፡
    እዚ ርእይቶ ኣብ መስከረም እንተዝጽሕፎ ደስ ምበለኒ፡፡ ግን አብ መስከረም ድሕረ-ገጽ ብዛዕባ መዝሙር ሰላም ሓሳባት ኣብ ዝተሸከርከረሉ ፡ክሳዕ ሎሚ ርእይቶ ናይ ህዝቢ ዝቅበል ሳጽን አይረኸብኩን ፡፡

POST A COMMENT