Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ኣውያት ኤርትራውያን ካብ ገሃነም ሊብያ – ዝርርብ ምስ ሓደ ፈንጢሱ ዝወጽአ ግዳይ – 31 ግንቦት 2018

https://www.youtube.com/watch?v=L1RVer-Cir8&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • Fanco May 31, 2018

    ኤርትራውያን እስከ ንገዛእ ርእስኹም ሕተቱ፥
    ስለምንታይ እዮም መብዛሕተኦም ዓረበ-ኣሰላም ንህዝቢ ኤርትራ እስካብ ክንድዚ ዝዕንቅዎን ዝጸልእዎን?
    ኣብ ኩሉ ሃገራት ዓረብ : ኤርትራዊ እቲ ዝተናዕቐን እተፈንፈነን እዩ። እሞ ስለምንታይ ደኣልና ቋንቋታትና ትግር ትግርኛ ፈንፊንና ፡
    መንነትና ባህልናን ልምድናን ንዕቕ ኣቢልና “ንሕና እኳ ዓረብ ኢና ። ቋንቋና ዓረብ እዩ።” እናበልና ንነበስና ነታልል።

  • መፍቀሬ ኢየሱስ May 31, 2018

    ገሃነበ-እሳት ሊብያ፡ ኤርትራውያን ዝሓሩሉ እቶን ክነሱ፥ ሓላፍነት ዘይስምዖ ሕማቕ መንግሥቲ ስለዘለና፡ ኤርትራውያን ይጠፍኡ ኣለዉ። ነቶም ኣብ ገሃንብ ዘለዉ ክነውጽእ ኩላትና ክንጽዕር ይባእ።

    ዋና ነገር ግን፥ እቶም ናብ ሊብያ ክኣትዉ ዝሓስቡ ኤርትራውያን፡ በጃኻትኩም ኩላትና ነጠንቅቆም። ናብ ገሃነብ ካብ እትኸዱ፡ ኣብቲ ዘለኹምዎ እንተጸናሕኩም ይሓይሽ።
    መንእሰይ ኤርትራ ከፊኡዎ ከምዘሎ ኩላትና ንፈልጥ ኢና። እግረይ ኣውጽእኒ ኢሉ ንቕድሚኡ ዝኸይድ መንእሰይ ድማ ኣየገርምን ኢዩ። ኣብ ሊብያ ዘሎ ገሃነብ ግን፡ መዳርግቲ ስለዘይብሉ፡ በጃኻትኩም ንሊብያ ክትከዱ ኢልኩም ኣይትሕሰቡ። ኣብኡ ዘሎ ውርደት ክትሓስቦ እውን ዘስካሕክሕ ኢዩ።
    ኩላተን መራኸቢ ብዙኃን ነዚ መጠንቀቕታዚ እንተ ዝዝርግሓ ምሓገዘ ኔሩ እመስልኒ።

    ንኣብነት፥ ኣብ መርበብ ኣሰና፡ ኣብ ላዕሊ ከም መጠንቀቕታ እንተ ዝልጠፍ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዜና ዝወሃበሉ ዕለት ድማ ከም መእተዊ ወይውን ምዕጸዊ ኮይኑ እንተ ዝቃላሕ ምሓገዘ ዝብል እምነት ኣለኒ።

    ኤርትራውያን፡ ብሓደ እንተ ንጥረፍ፡ ነዚ ዝጠፍእ ዘሎ መንእሰይ ተስፋ ምሎናዮ፡ ብዙሕ ሕይወት ከኣ መድሓንና ኔርና። ልቦንናን ጥበብናን፡ ሓቦናን ይምለሰልና ፈጣሪ።

  • Berhane June 1, 2018

    ዝኸበርካ ኣማኑኤል እያሱ ፣ መርበብ ኣሰና ፤

    ንኹሉ ኣገልግሎትካ ምስጋና ይብጻሕካ። ንነዊሕ ዓመታት ንመሰል ስደተኛታት ኤርትራ ክትማጎት ፤
    ንስቓይን ቃንዛን ኤርትራውያን ዓለም ክፈልጦ ስለ ዝገብርካ ሰናይ ተኻሓስ።
    ኩሎም ኤርትራውያን ድማ ወፈያኦም ከዕዝዙ ይጽውዕ።

  • Berhe Tensea June 1, 2018

    What a very sad news is this, the sad news of pain and agony is becoming a daily occurance faced by thousands of fleeing refugees.
    It is sad that the youth are coming from one hell to another hell in Libya, These bandits in lawless Libya i are not better than the cruel Iseyas or the dictatorial regime ‘s very in human treatment of prisoners
    I feel sorry for these innocent refugees, , I am also very proud of this heroic action take.
    Heroism was the missing factor in fighting and taking action against the cruel Rashaidas.
    The refugees also must avoid the dangerous journey and try to settle in Ethiopia or Sudan than to gamble with their live in the desert and sea.
    People must try to dismantle and remove the worst enemy of the people/the Sokotan python.

POST A COMMENT