Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ውሽጣዊ ተቓራኒ ሓይሊ (dialectics of growth) – ብ ኣማኑኤል ሳህለ

https://www.youtube.com/watch?v=vLCEwG2c-Lg&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Hagos April 12, 2018

    ማሕሙድ ሳልሕ: “ኣንጻር ህግድፍ ደው ከም ዝበልካ ምእዋጅን ብሓቂ ኣንጻሩ ምዃንካ ዘረጋግጽ ስራሕ ምስራሕን ክልተ ዝተፈላለዩ ነገራት እዮም። ንለውጢ ንምቅላስ ብቐዳምነት ዝጥለብ ርእሰምትእምማን እዩ። ኣብ መንነትካን ታሪኽካን ረጊጽካ ኢኻ ንዝሓሸ ደረጃ ምዕባለ ወይ ንለውጢ ትቃለስ። ማለትሲ፥ ንለውጢ ክትብገስ ዘገድድ ብምጀመርያ ክትልውጦ ዝግበኣካ ነገር ምስ እትውንን እዩ። ንህዝቡን መንነቱን ታሪኹን ዘይኣምን ተቓዋማይ ወገን ከቶ ክዕወት ኣይክእልን እዩ። ምኽንያቱ ደልዲሉ ዝረግጸሉ ባይታን ዝምግቦ ሰራውር የብሉን። እቲ ከም ሰራውር ኮይኑ ኣጽኒዑ ዝሕዞ መንነቱን ታሪኹን ስለዝኾነ፡ እቲ ንታሪኹን መንንነቱን ዘናሹ ወገን ይንዋሕ ይሕጸር ቆምሲሉ ይተርፍ ‘ሞ ምስ ዝነፈሰ ንፋስ ከንሳፍፍን፡ ብካልኦት ዘበገስዎ ህቦብላ ክጋፋዕን እዩ ዝተርፍ።”
    ” … ተቓውሞ ኤርትራ ግን ገና ሃናጺ ኣተሓሳስባ ‘ኳ ከዕኩኽን ክጭብጥን ንጋዶ። ተቓውሞ ኤርትራ፥ ስምረት ኣተሓሳስባኡስ ይትረፍ ርእሱን እግሩን ‘ኳ ክነለሊ እንተኸኣልና።”

POST A COMMENT