Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምልዓዓል ህዝባዊ ምንቅስቓስ ብዛዕባ ጻውዒት ውደባ 15 ሕዳር 2017

https://www.youtube.com/watch?v=xYP-AJqfZGU

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • ogbai October 10, 2017

    ንኩሉኹም ኣሕዋት ሰላም! ኣዝዩ ኣገዳሲእዋናዊ ጸዋዒትኩም ብዓብይኡ ነቲ ዉጹዕ ህዝብና ከምእውን ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒ፡ ደለይቲ ለውጢ፡ ክሳብ ሕጂ ዝጥለብ’ሞ ዘይተረጋገጸ ብዕባራ ምክንያታት እንዳተዓናቐፈ ዓቢ መሰናኽል ኮይንና ዝጸንሐ ሕማቕ ዕድል፡ ሎሚ ነዚ ኩቡርን ህጹጽን ጸዋዒት ነብስና ብምትሓት ምእንቲ ብዙሓት። ብናይ ሓባር ቅልጸም ብናይ ሓባር ድምጺነቲ ዘሳቅየና ዘሎ ምኽሉይ፡ሓሳድ፡ ሽሂፍታ፡ ኢደ ወነናዎ ገባቲ ስርዓት ካብ ስሩ ንምብቃስ ዝኽእለና ጽኑዕ እምነ መሰረት ንምቕማጥ፡ ወድባት፡ ሰልፍታት፡ ምንቅስቃሳት፡ ሚድያታት፡ ውልቀ ሰባት ንጡፋት፡ግብረ ሰናያት ትካላትን ወዘተ፡፡ ብዘይ ልግሚ ንጡፍ ተሳትፎ ከነርኢ። ሎሚ መድረኽ ብቀንዱ ከኣ ህዝብና ኡይ – ኡይ! እንዳበለ ካብ ውሽጥን ደገን ይጽዋዓና ኣሎ። ኩሉ ዝድልዮን ዝጠልቦን ጸዋዒት ምኻኑ ብሞራላዊ -ሕልናን ኒሕን ተደሪኽና፡ ቅድሚ ኩሉ ውልቃዊ ጠልባትና ንጎኒ ገዲፍና፡ ጠለብ ሕዝብና ነቐደም አንዳበልኩ፡ ኩቡራት ኣሕዋት ተወልድን ጀነራል ኣስሄልን (አዚ ፍሉይ ሽልማት ናተይ አዩ ክንደይ ጀልፋፋት እካ ተሽኪሞሞ ኣለዉ ኣይትስከፍ ኣስሄል ሐው) ሓብትና ሲስተር ሙሉን፡ ነዚ ጸዋዒት አዚ ከተዕውቱ ጊዜኹምን፡ ጉልብትኩምን፡ ገንዝብኩም ከይተሓለልኩም ንእትገብርዎ ዘለኹም ጻዕሪ ኣብ ዓወት ከተብጽሕዎ ተስፋ እንድገብርኩ ኣብ ጎንኩም ኣለና ፡ ኣድናቆተይን ምስጋናይን የቕርበልኩም። ከምኡውን ሓውና እማኔል ኣሰና ኣብዚ ኩቡር ወፍሪ ከይተሓልለካ እተካይዶ ጻዕሪ ከየምስግንኩካ ክሓልፍ ሕልናይ ኣይፍቕደለይን’ሞ፡ ኣጆና ተዓወት ተዓወት ይብለካ!!! ነታ ቅድውቲ ጭርሖኻ ኪድግማ፡ ምልኪ ይፍረስ ሕጊ ይንገስ ኩሉ ናብ ኑቡር ክምለስ!!!

  • metkelawi October 10, 2017

    ኣንቱም በዓል ጐሓፍ፡

    • Berhe Tensea October 11, 2017

      Metkelawi, metkeka tifres, you must be a monkey or some how retarded, and out of this planet, who has no clue about how much the Eritrean people are in agony.
      You must be a confused person or Rashaida associate or a middle man working for pfdj mafia gangs, how much are you getting paid?
      Moron you must be retarded to try to help the undefendable or killers and looters.
      You deserve kilte shewate in Adi Rasea or Deraanto..
      Bye Hibey Mai Dima

  • Berhe Tensea October 11, 2017

    This is a noble cause to get rid of the full and half cast Woyanes in power who are causing unimaginable suffering to the Eritrean people.
    Thank you very much.

  • Zecarias tzegezab October 11, 2017

    It is a very good mowment I help it it needsy and it must quickly moving because the situation in air country is very bad