Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ዕለታዊ ዜና – ኣገልግሎት ኢንተርነት ኤርትራ ኣብ ዓለም ዝተሓተ – ዶር በርሀ ሃ/ብተጊዮርጊስ

https://www.youtube.com/watch?v=2h7wrBEXpJM&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
19 COMMENTS
  • Genet-Original October 25, 2018

    Hi Doc
    First of all welcome to your sanity. However, you misled our diaspora Eritreans for many years with your propaganda analysis about the state of our country under DIA. You should start with sincere apology for your action that kept DIA intact, while our country is being destroyed. Second, what we need for our survivor is to remove the offending part which is DIA and his yes men.women. Then put in place a functioning rule of law. You said, It will do us good to be a minion to Ethiopia, in your word, more powerful and advanced. Well Doc, under DIA and you as his propagandist, our country Eritrea has been robed of its productive young population. DIA destroyed our family. How can we put in a position of minion of any country, when we own two most important ports in the region? Mitsiwa and Aseb are the most useful ports which we paid thousands and thousands lives to secure for our people. How can we be minion to anyone? Tell us Doc, who is responsible for the current state of our country?

  • Teclay October 27, 2018

    ዽር በርሀ……. ኣድሓኖም ገ /ማርያም
    ዸር በርሀ…” ጠሪጣስ እንተ ትሓንከልይ” ድዮም ዝበሉ ለባማት ኣቦታት።እዚ ኹሉ ዝበልካዮስ ሕጂ በሪሁልካ ማለት ድዩ???ዶኳትር ድኣ ንነግራት ድሕሪ 200 ወይ 500 ዓመታት ዝመጽእ ኣቐዲሞም ዶ ኣይኮኑን ዝርእዩ??ካልእ ይትረፍ ናይ ላምፐዱዛ ዓለም ዘስካሕከሐ መቕዘፍቲ ደቅኻ፣ ኣብ ልብያ –ሲናይ ኣብ ልዕሊ ኣሓትናን ኣሕዋትናን ብረስሓት ደሑራት ኣዕራብ ን 18 ዓመታት ዝቕጽል ዘሎ ግፍዕታት ኣይሰማዕካን??ሒጂ ተረዲኢካ ኢሳያስ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ሳዕሰዓ ፣ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ባጽዕ ክሰፍር እዩ ምስ ተባህለ ተረዲኢካ ፣ለባም ዶክቶር።ካይ ሓፈርካ ድማ ናይ ኢትዮጵያ ምዕባለ ከም ዘደነቐካን ኣበይ ከም ዘሎኻ ከም ዝጠፍኣካን ተዛሪብካ።እሞ ኸ ኣብቲ ናይ ኤርትራ ናይ 60 ዓመታት ኮንቶ ውግእ ዝበረሰ ንብረት ዝጠፍኣ ናይ ሓበሻ ህይወት ኣብ ግምት ኣእቲኻዮ ዶ ።ለባም ዶር ።
    ኣድሓኖም ……..ብራቮ ተባዕ ካብዚ ናይ ሳሕል ሕማም ተጋላጊልካ መስለኒ ፣ንኻልኦት ከምዚ ናትካ ጸበል የጥዕሞም…. “እቶም ካብ ቤት ትምህርቲ ዝወፈርና ማሕበራዊ ልውጢ ክንገብር ውን ኢና ከድና………….ተጋዳላይ ባርያ እዩ ነይሩ……..5 ኣብዑር ውን ዘለውዎ መስፍን ንብሎ ነርና። “ተጋዳላይ ባርያ እዩ ነይሩ” ባርያ ናይ መን??= ናይ ኢሱ ናይ መን ድኣ፣ ሓደ ሓወይስ ወረ ገና ባርያ ኣሎ ካብ ሳሕል ምስ ጀመረ።
    ሃየ በሉ እዞም ንዓመታት ኣሕዋትና ባረዩ ናይ ኢሳያስ እዩም እንተበልና.. ‘ዐጋመ’ ትብሉና ዝነበርኩም ፣ሃየ ሕጂ ነድሓኖም መክትዎ

Post a Reply to Fikre Tekle Cancel Reply