Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ዝኽሪ ስዉእ ኣቦ ሓጂ ሙሳ መሓመድኑር ኣብ ለንደን – ርእይቶታት መራሕትን ሰብ ሞያን – London, April 14, 2018

https://www.youtube.com/watch?v=1k6PtoaGgv0

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • Bokre April 16, 2018

    እንታይ ይገብር እዚ መደናገሪ ዶክተር ኢየ በሃሊ። ቐንዲ በታታኒ ንመን ከደናግር፡፡ እምበር ትዓፍር፡ ዓፋሪ!

  • ናትና ንግበር April 16, 2018

    ብመጀመርያ ሰላምታይ የቐርበልኩ። ዶክተር ኢብራሂም ስራጅ ዘቕረብካዎ መደረ ኣዝዩ ለባም ዝኾነ ንኹሉ ኤርትራዊ ዝጥንፍን ኣብ ነንሕድሕድካ ምትእምማን ዝፈጥርን ስለዝኾነ ከየድነቕኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን። ኣነ እምነተይ ክርስትያን ቋንቋ ዓረብ ዘይክእል ኤርትራዊ እየ፣ እቶም ኣብ ዝኽሪ ጅግና ኣቦና ሓጂ ሙሳ ተረኺቦም መደረ ብቋንቋ ዓረብ መደረ ዝገበሩ’ውን እቲ ዝኽሪ ናይ ጅግና ኣቦና ሓጂ ሙሳ ናይ ኣስላም ጥራይ ዘይኮነ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ምዃኑ ተርዲኦም ሓዋስን ጸንባርን መደር ጌሮም ክኾኑ ተስፋ ይገብር። ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚታት ንኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ዝምልከት ኣኼባታት ኣስላም ዝዕብልልዎ ከምኡ ድማ ክርስትያን ዝዕልልዎ ኣኼባታት ይረአ እዩ፣ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ነዚ ተርእዮ’ዚ ኣዝዩ ስለዝጥቀመሉ ዝምዝምዞን ደለይቲ ፍትሒ ድማ ኣስላማዩን ክርስትያኑን መታሕቱን ከበስኡን ብዘይ ምፍልላይ ብሓደ ተኣኪቡ ምእንቲ ሃገሩን ሓርነት ህዝቡን ክዝቲ ከምዝኽእል ምግባር ኣገዳሲ ኢዩ። ነዚ ኣጋጣሚ ታጠቒመ ሕጂ እንታይ ክንገብር ኣለና ንዝብል ሕቶ ሓሳበይ ብከም’ዚ ዝስዕብ ክገልጾ ይፈቱ። ንኹሉ ግዜ ስለዘለዎ ኩሉ ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን ዘሎ ተቓዋሚ ሓይሊ ተጠርኒፉ ግዝያዊ መንግስቲ ፈጢሩ ነዚ ናይ ኢትዮጵያ ናይ ሰላም ጻውዒት ተቐቢሉ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮፍ ኢሉ መፍትሒ ከናዲ እዋኑ ኮይኑ ይስመዓኒ። ናይ ህግደፍ ደርፊ .«ቅድም ካብ መሬትና ውጹ ድሓር ንዝቲ» ካብ መሰረቱ ከስርሕ ስለዘይከኣለ እንሆ ህዝብና ኣብ ዓዘቕቲ መከራን ሓሳርን ኣትዩ ንዓሰርተ ሹዱሽተ ዓመት ከርተት ኢሉን ይብልን ኣሎ። ክብሪ ንጀጋኑናን ምእንቲ ህዝቢ ዝሰንከሉን ዝተሰውኡን።

  • Fethi April 16, 2018

    Selam Amanuel, Thank you for your great speech as usual.
    one thing you need to correct regarding the new prime minister of Ethiopia is that he is not a Muslim, he is a follower of Protestant religion.

  • Gomida April 17, 2018

    FEthi…DR. Abiy never claimed he belongs to any of the religions.

Post a Reply to Gomida Cancel Reply