Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: ‘After 23 Years’ – Ghidey Negash’s Story of Courage, and the Betrayal which Shattered the Hope – Thursday, June 18, 2015

https://www.youtube.com/watch?v=FNS-VwpPwjs&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Yohannes Tseggay Berhe June 21, 2015

    ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ መደብ ድምጺ ኣሰና፥ ከምኡውን ኣዳላዊ ናይዚ ዝኽሪ መዝገብ’ዚ፥-

    ስም ስወአቲ፥ ተራኺት ናይቲ ናይ ኣብያተ ማአሰርቲ ፍጻሜ፥ ከምቲ ኣብ መወዳአታ ዘኣረምኩሞ፥ ብጸይቲ መምህር ግደይ ነጋሽ ኢያ፥፥

    ብጸጸይቲ፥ ግደይ፥ ሓንቲ ካብተን መጀመሪያ ንሰውራ ዝተሰለፋ፥ ምሁራትን ምዑታትን ተጋደልቲ ኢያ ዝነበረት፥፥ ክሳብ ብመውጋአቲ፥ ኣብ አዋን ምዝላቕና፥ ኣብ ዒላበርዕድ ዝተኻየደ ውግ አ ኣብ ኢድ ጸላኢ አትወድቕ ድማ ኣብ ብርጌድ 23 ኣብ ሓደ ቦጦሎኒ ኢና ኔርና፥፥

    ኣብ ኢድ ጸላአቲ ወዲቓ ክሳብ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ጥዕና አትወድቕ ብዘስካሕክሕ ምስ ብጾታ ኣሳቕዩዋ፥ ናጽነት ኮይኑ፥ ምስክርነት ናይተን ከምኣ ጀጋኑ ብጾታ ዛንታ ማአሰርቲ፥ ድሕሪ ንጸሓፋይ ምንጋራ ግን፥ ብህይወት ክትጸንሕ ዕድል ኣይረኸበትን፥፥

    አወ፥ ጸላአቲ ህዝቢ ኤርትራ፥ ኣብ ልዕሌና ዝፈጸዉዎ ግፍዒ፥ ከም ጸላአቲና፥ ካብኦም ጽቡቕ ኣይንጽበን፥፥ አቲ ምቕባሉ ከፊኡና ዘሎ ግን፥ ናይዚ ሕጂ ኣብ ሃገርና ዘሎ ገፋዒ ወዲ ሃገር ኢዩ፥፥ ካብ ግፊኣዊ ኣተሓሕዛ ባዕዳዊያን ብዝተዓጻጸፈ ዝገደደ ኣገባብ፥ ንብጾቱን ህዝቡን የሳቕየና ኣሎ፥፥ ኩልና ሓቢርና ሓሕ! ንበሎ፥፥

POST A COMMENT