Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: Assenna People’s Media Project – Let’s Get Involved to Give Voice to the Voiceless ! Monday, Sept 8, 2014

https://www.youtube.com/watch?v=GX9CF5ngsXw&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • Berhane Aberha September 9, 2014

    Hello Im an eritrean myself. Do u have an email, address or telephone to contact you

  • Fikre September 10, 2014

    This is an excellent idea, asena. We totally support it.

  • Moges.G September 10, 2014

    Let’s all support this Kudus Elama. It is about time that we have a people’s project to reach to the poor voicelesses.

  • Mesinas September 13, 2014

    ኣስና፡ እዚ ቅዱስ ተግባር’ዚ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ኪፍጸም ስለ ዘለዎ፡ እቲ ኣብ ዓዓዱ ብስም ኣዕሩኽ ኣሰና ዚኽፈት ቁጽሪ ሕሳብ ኣሰና፡ ዕላዊ ክትገብሩልና’ሞ ዓቕምና ዝፈቕዶ ኩሉ አእጃምና ክንገብር። ስለዚ፡ ነዚ ንምፍጻም ሕጂ ተሪፉና ዘሎ ጉዳይ፡ ኣብ ዓዓዱ ዝኽፈት ቁጽሪ ናይ ባንክ ሕሳብ ምሕባር ጥራይ እዩ። ፎርሳ ኣሰና! ሳቮያ ንወፍሪ ሓርነት ጀጋኑ ደቂ ዓደይ!

    እዛ መሶብ ፍትሒ *ሊሰዩም ኣሰና *ኣስተምህሮታት ዚወሃበሉ ፍሉይ ኣዳራሽ
    እዛ ደብተር ኩሉ’ወ ገላጺት ሓሳብና
    እዛ ልሳን ውጹዓት እተድምጽ ቃልና
    እዛ ሜዳ ቃልሲ ሰውራ ሓርነትና
    ኣጽዋር ከይጎድላ ዋልታ መኸተና
    እጃምና ከነወፊ ከም ዓቕሚ ጁባና
    ሕድሪ ትብል ኣላ ናይ ቃልሲ ደጀንና!

    ሃየ በሉ ኣሕዋት ሻማ ሻማ ንበል
    ድምጽና ቀጻሊ ከንጎድጉድ ብማዕበል
    ሓደራ ውፉያት ሎሚ ሓቦ ንበል
    ምልኪ ተነቒሉ ፍትሒ ንኺትከል
    ልደት ሓርነትና ኣብ ፎርቶ ኪጽንበል
    ፎርሳ ደቂ ዓደይ ኢደይ ኢድካ ንበል!

    ሃየ’ወ ነበርክት ኣሕዋት አእጃምና
    ብሓባር ክንሓፍስ ምህርቲ ዓወትና
    ብዘይካ ውፉያት መን ኣሎዋ ኣሰና
    ፈተውቲ ነቕስን ጸላእትና ኣንቢዕና!

    ነዛ በላሕ መርፍእ ፈትሊ ንኽንኮና
    ትጽውዓና ኣላ ክትሰምዕ ድምጽና
    ኣጆኺ ንበላ ከምቲ ናይ ቀደምና
    ኣስመራ ክንኣቱ ምልክነት ጸሪግና
    መኸተን ዓወትን ብርሃን’ዩ ቅድሜና!

POST A COMMENT