Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: Daily News – መልእኽቲ ናብ ብርሃነ ኣብርሀ – ዳሕራይ ነርክበሉ – ስብሓት ኣበራ ምራጭ – Monday, Oct 01 2018

https://www.youtube.com/watch?v=jRzFP6iTwhQ&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Hagos October 1, 2018

    ዘገርም እዩ። ኣጋጣሚ ድዩ ወይስ ወዝቢ? ጀግና ብርሃነ ኣብርሀ በታ ዋዕሮ ጓል በዓታይን ተጋዳላይ ወዲ ባሻይን በቶም ጀግና ኣቦና ሓርበኛ ስብሓት ኣበራ ምራጭ ተዓጅቦም ምስ ረኣኹስ እንታይ ክብለኩም እየ እሞ ፤ ኣዝየ ተሓጕሰ።
    እዞም መንእሰያት ካብዞም ጀጋኑ ክልተ ወለዶ እንታይ ንመሃር፧ ክልተ ወለዶ ተቓቓባቢሎም ናጽነት ካብ ኣምጽኡልና ፡ ንሕና ድማ ነታ ሸቶ ናይ ሓርነት ኣብ ሰኪዔት ሃየ ነእትዋ።

    ራድዮ ኣሰና ትንበረልና ፡ ትሰስነልና።

  • Abrehaley Asheber October 5, 2018

    አጀኹም አሕዋተይ ጀጋኑ አለዉና አብ ኤርትራ!!! አጀኹም አሕዋተይ ጀጋኑ አለዉና አብ ኤርትራ!!!

POST A COMMENT