Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ኣግኣዚያን [ህዝቢ ትግሪኛ] November 29, 2016

    2ይ ገጽ

    ዕላማ ማሕበር ሰላም ኣግኣዝያን
    (Peaceful Agazian Association)

    ቀንዲ ዕላማ፥ ሰላም ዓሰሎ ሓያል ዝኾነ ህብረተሰብ ትግርኛ
    ተዛራቢ (ኣግኣዚ) ምህናጽ እዩ።

    ናይ ቀረባ ዕላማ፥ ትግርኛ ሕብረተሰብ ኣብ ሓደ “ደምበ” ምጥርናፍ

    ናይ ርሑቕ ዕላማ፥
    . ትግርኛ ባህልና ልምድታትናን ክብርታትናን
    ንምዕቃቡ ምስራሕ
    . ምትእምማንን ምትሕግጋዝን ኣብ ህብረተሰብና
    ምምዕባል
    . ሕማቕ ባህልታትን ልምድታትን ንምዉጋድ
    ሓቢርካ ምስራሕ
    . ንዘጓኑፉና እንተታትን ተጻብኦታትን ሓቢርካ*
    ንምግጣም ኣድላይ ዝኾነ ምድላዋት ምግባር

    ይቕጽል ……..

  • ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ኣግኣዚያን [ህዝቢ ትግሪኛ] November 29, 2016

    2ይ ገጽ

    ዕላማ ማሕበር ሰላም ኣግኣዝያን
    (Peaceful Agazian Association)

    ቀንዲ ዕላማ፥ ሰላም ዝዓሰሎ ሓያል ዝኾነ ህብረተሰብ ትግርኛ
    ተዛራቢ (ኣግኣዚ) ምህናጽ እዩ።

    ናይ ቀረባ ዕላማ፥ ትግርኛ ሕብረተሰብ ኣብ ሓደ ደምበ ምጥርናፍ

    ናይ ርሑቕ ዕላማ፥
    . ትግርኛ ባህልና ልምድታትናን ክብርታትናን
    ንምዕቃቡ ምስራሕ
    . ምትእምማንን ምትሕግጋዝን ኣብ ህብረተሰብና
    ምምዕባል
    . ሕማቕ ባህልታትን ልምድታትን ንምዉጋድ
    ሓቢርካ ምስራሕ
    . ንዘጓኑፉና እንተታትን ተጻብኦታትን ሓቢርካ*
    ንምግጣም ኣድላይ ዝኾነ ምድላዋት ምግባር

    ይቕጽል ……..

  • Ginda November 30, 2016

    ቅድሚ ሕጂ ውን ጀነራል ኣማን ዓንዶም፣ ካብ ትውልዲ ጸዓዘጋ ሚናበዘርኣይ፣ ንዝያድ ባረ ናይ ሶማልያ ከምዚ ክብል ኣጠንቂቝዎ እዩ፥
    “ካብቲ ዓለም ዝፈልጦ ዶብ ሓንቲ ሰንቲሜተር እውን ትኹን ጥሒስካ እንተሰጊርካ፣ ስጋብ ሞቓዲሾ መጽኤ እንደገና ክገርፈካ እየ።”

    ፊደል ካስትሮ ንቋንቋ ፊደል መጽሓፍቲ ብሓዊ ኣሕሪሩ፣ ብናይ እንዳማቱ ባዕዳዊ መነንት ኣይውደኽደኽን።
    ፊደል ነቲ ብጽጋብ ገንዘብ ጭቃ ነዳዲ ሳሕሳሕ ዓረብ ጸጊቡን ብሃጽያዊት ኣመሪካን ሓይሊ ሳሕሳሕ ግብጽን ኣል ስዑድያን ዓረብን ተኣማሚኑ፣ ንኢትዮጵያ ዝወረረ ኣል ዓቢድ ስያድ ባረ ናይ ሶማል፤ ነቶም ዕቡያት ኣመሪካውያንን ኣውሮጳውያንን ኣብ ኣንጎላ ናሚብያ ደቡብ ኣፍሪቃ ዚምባብወ ቬትናም ደቡብን ማእከላይ ኣሜሪካን ዝድረዔን ዝደሰቐን ጀግና ናይ ጀጋኑ እዩ።

    ፊደል ካስትሮ ሰብ እምበር መልኣኽ ኣይነበረን። ናይ ዝኾነ ይኹን ሰብ ወይ ሃገር ዓቢድ ከዳሚ ኮይኑ ግና ኣይፈልጥን። ፊደል ናይ ዝሓለፈ ሚእቲ ዓመት ኣንጻር ጎልያድ ዝገጠመ ዳዊት እዩ።

POST A COMMENT