Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • fetahawinet February 18, 2013

    ፕሬስዴንት ኢሳያስ ድሕሪ ፍጻመ 21ጥሪ 2013 ከይተሻቀለን ከይተሰከፌን ንፍትሒአልቦ ኣርሜናዊ ምሕዳርኡ ሕዝቢ ኤርትራ አሜን ኢሉ ንክጾሮ ብዘይካ ኢሳያስ ካልእ ንከየማዕዱ ሰጥ ለበጥ ኢሉ ንክግዝኣሉ ዘተሓሳሰበሉ ዘጠንቀቀሉ ቃለ መሕትት ጌሩ እወ ንሕዝቢ ብግልጺ ቅዋማዊ ስርዓት ከምዘይገብር ናይ ስግረ ዶብ እሱራትን ናይ ፖሌቲካ እሱራትን ከምዘይፈትሕ ነቲ ሕዝባዊ ሕቶ ወይ ጠለብ ናይ ገለ ዝተደናገሩ ናይ ገለ ውሕዳት አምሲሉ ከነኣእሶ አብ ቅድሚ ዓለምን ሕዝቡን ብቲቢኤርትራ ንነብሱ ዘገመተሉ እንኮላይ ኣብ ቅድሚ ደገፍቱ ትዕዝብቲ ውሽጢ ዝኣትወሉ ኮይኑሎ ከክንዲ ነዚ ንጹራት ቃላታት ቅዋምና ይተግበር ብዘይፍርዲ ንአመታት ዝተኣስሩ ናይ ፖለቲካ እሱራት ብዘይቅድመኩነት ይፈትሑ ዝብላ ናይ ጥዑይ አእምሮኣዊን ሕልናዊን ስነልቦናዊን ሞራላዊን ተቅባልነት አብ አሕዛብ ዘለወን ሓረጋት ስለምንታይ ፕረሲዴንት ኢሳያስ ንክንርስኤን ምንታን ምናላባሽ ናይ ደገ ሓገራት ኢድ ክሕልዎ ይክዕል ዝብል ምርመራታት ይቅጽል ከምዘሎ ነቲ ቀንዲ ግዳይ ምልካዊ ስርዓት ዝኮነ ሕዝቢ ብሕንጡይነት ነቲ ዝቅጽል ጽውጽዋይ ክከታተል አብ ቅድሚ ዓለም ዝዓደምዎ፧ኩሉ ኣብ ኤርትራ ዘሎ አሰራርሓ ንኢሳያስ ዘገልግል ከምዝኮነ መን ዘይፌልጥ፧

  • wedi janhoy February 19, 2013

    History repeats it self, late 1940`s Eritreans highlanders sale Eritrea to Ethiopia(Haile Selase), (eg The unionist party, andenet )while the lowlanders were struggling to liberate Eritrea.Now again the same thing is happening in Eritrea . Sebhat Efrem and all other followers of DIA are the sons of Andenet party, so please if you want to save Eritrea , try to understand this history. end

Post a Reply to fetahawinet Cancel Reply