Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Mahta December 5, 2015

    “Thursday Dec 05”? You mean “Saturday Dec 05”?

  • Saba December 8, 2015

    ትጉሽተትካ ሓው ኣድሓኖም። ኣብ ኬኒያ ይኹን ኣብ ወርሒ ብዘይግድስ ህዝቢ ኤርትራ ምዛታዩ እዩ እቲ ቀንዲ። ሲቪክ ማሕበራት ከምዝተዓደማ የረጋግጸልካ። እቲ ቀንዲ ተዘራሪቦም ዘይፈልጥ ብሓንሳእ ኮፍ ምባሎም እዩ። ተስፋ እገብር ንመንእሰይ እቲ ኣወንታዊ ተሞክሮኦም ከረክቡ። ንምንታይ ኢኻ ሓወይ ነቲ ኣወንታዊ መልክዑ ዘየጉላሕካ? ኣብ ኢትዮጽያ ዘይተኣከባ ማለትካ ዲዩ? እቲ ጸገም ከም ብዓል ሳልሕ ጋዲ ዘይምሳተፎም እዩ። ዶብ ዘይምሕንጻጹ ዓቢ ጸገም እዩ፣ ግን ህዝቢ ይጠፍእ ኣሎ ናብኡ ነድህብ ቅድም እንተልካ ሓቂ።

POST A COMMENT