Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንኹሎም ኣብ ፐንሲልቫንያ፡ ደለዌርን ደቡባዊ ኒው-ጀርሲን ዝነብሩ ኤርትራውያን ተቓለስቲ ንፍትሒ

ዕላማ ኣኼባ፡ ኩልና ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድመና ኣብ ፐንሲልቫንያ ደለዌር ስተይት ከምኡ’ውን ደቡባዊ ኒው-ጀርሲ እንነብር ኤርትራያን ተቓለስቲ ንፍትሒ፣ ዝውክሉና መራሕቲ ንኽንመርጽ ዕለት፡ ሰምበት ሚያዝያ 02፣ 2017 ሰዓት፡ 2:00 ድ.ቀ. ቦታ፡ University of the Sciences Rosenberger Hall, Room 102 600

ዕላማ ኣኼባ፡ ኩልና ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድመና ኣብ ፐንሲልቫንያ ደለዌር ስተይት ከምኡ’ውን ደቡባዊ ኒው-ጀርሲ እንነብር ኤርትራያን ተቓለስቲ ንፍትሒ፣ ዝውክሉና መራሕቲ ንኽንመርጽ

ዕለት፡ ሰምበት ሚያዝያ 02፣ 2017

ሰዓት፡ 2:00 ድ.ቀ.

ቦታ፡ University of the Sciences

Rosenberger Hall, Room 102

600 S 43rd St. Philadelphia, PA 19104

ኩሉ ደላይ ፍትሒ ኤሪትራዊ ብዘይ ናይ ጾታ ፡ ብሄር ወይ ሃይማኖት ፍልልይ ሽግርና ንምፍታሕ ጉዳይ ኩልና ምዃኑ ኣሚንና ኣብዚ መዓልቲ ክንሳተፍ ብትሕትና ይሕተት።

ኣኼባ ልክዕ ሰዓት 2:00 ድ.ቀ. ክጅመር ስለዝኾነ በጃኹም ኣብ ሰዓትኩም ተረኸቡ። ኣኼባ፡ ተሳተፍቲ ብዝጠለቡዎም ቋንቋታት ክካየድ/ክትርጎም እዩ። በጃኹም ንኹሎም ትፈልጡዎም ኤርትራውያን ዓድሙ።

ንምዝኽኻር ድኣ’ምበር፡ ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ጉዳይ ኣፈርክቡ ምዃኑ ምንጋር ዘድልዮ ኣይኮነን። መስርሕ ምቛም ዓለምለኻዊ መሪሕነት፡ ብምቛም ናይ ኣካባቢ ባይቶ ጀሚሩ፡ ስዒቡ ዞባዊ ባይቶ ብደረጃ ሃገር፡ ቀጺሉ ብደረጃ ክፍሊ ዓለም: ኣብ መወዳእታ ዓለምለኻዊ ባይቶ ብምቛም ኩሎም ተቓለስቲ ንፍትሒ ብውልቅን ብጥርኑፍን ንድሕነት ሃገርን ህዝብን ዝገብሩዎ ኣበርክቶ ድሙር ውጽኢት ንኽህልዎ ባይታ ይፈጥር።

ብደሓን ምጹ!

ግዝያዊ ናይ ምርጫ ሽማግለ

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • George March 28, 2017

    Good job

  • Araya Debessay March 31, 2017

    Thank you Assenna Foundation for publicizing the April 2. 2017 meeting of Eritreans in the States of Pennsylvania, Delaware and South Jersey.

    It will be nice if the announcement is also read on Radio Assenna.

POST A COMMENT