Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንደለይቲ ፍትሒ ኣብ ሃገረ- ሆላንድ ።

ህዝቢ ኤርትራ ከም ካልኦት ኣህዛብ ዓለም ፍትሕን ማዕርነትን ሰላምን ብልጽግናን ዝሰፈና ዲሞክራስያዊት ሃገር ክትህልዎ እዩ ማእለያ ዘይብሉ ኩሉ መዳያዊ መስዋእቲ ዝኸፈለ። እንተኸነ እቶም ንትጽቢታቱ ከማልኡ እምነት ዘንበረሎም ኩሉ ዝውንኖ ዓቕሚ ብምውፋይ ዘሔየሎም ብናይ ፖልቲካ መራሕቲ

ህዝቢ ኤርትራ ከም ካልኦት ኣህዛብ ዓለም ፍትሕን ማዕርነትን ሰላምን ብልጽግናን ዝሰፈና ዲሞክራስያዊት ሃገር ክትህልዎ እዩ ማእለያ ዘይብሉ ኩሉ መዳያዊ መስዋእቲ ዝኸፈለ። እንተኸነ እቶም ንትጽቢታቱ ከማልኡ እምነት ዘንበረሎም ኩሉ ዝውንኖ ዓቕሚ ብምውፋይ ዘሔየሎም ብናይ ፖልቲካ መራሕቲ ተጠሊሙ ጥራይ ዘይኮንስ ፣ እታ ሃገርን ህዝባን ኣብ ሓያል ሓደጋ ተሰጢሓ ኣድሑኑኒ ትብል ምህላዋ ንቐባራይ ምርዳእ ድኣ ከይኮነና እምበር ንዓና ኤርትራውያንስ ይትረፍ ኤርትራን ጸገማታን ንዝካታተል ጓና ውን ብሩህ እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT