Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጉዕዞ ማእከላይ ባሕሪ ሓርነት ንምትንፋስ ኢዩ!!

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/Weldu_bahri_corrected.pdf"]  

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • sina August 11, 2014

    ኣቶ ወልዱ
    ግሩም ትንታነ ጽሑፍ።
    ኣብ ጊዜ ገድሊ መንእሰያት ናብ ሜዳ ይውሕዙ ዝነበሩ ጠርኒፉ ከቃልሶም ዝኽእል ውድብ ኣብ ሜዳ ኣሎ ኢሎም ስለዝእመኑ እዩ ነይሩ። ሎሚ እዚ የለን። ጠርኒፉ ከቃልስ ዝኽእል ውድብ ስለዘየለ ኩሉ መንእሰይ ብባሕሪ ይኹን ካልእ መገዲ ንስደት በይነኣዊ ኣማራጺ ወሲዱ። እታ ክገብራ ዝኽእል ተቀሪባትሉ መገዲ’ውን ንሳእያ።
    እዞም ኣብ ወጻኢ ኣለዉ ዝበሃሉ ውድባት መንእሰያት ኣብ ውሽጢ ሃገር ወዲቦም ከቃልሱስ ይትረፍ፡ ንህዝቢ ወዲቦም ኣብ ውሽጢ ሃገር ናይ ተቃውሞ ሰልፊ ክገብሩ ዝኽእሉ ውድባት ኣይኮኑን። ኣብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ጎረባብቲ ሃገራት መሓውር ዘለዎም ውድባት ኣይኮኑን። ሞራሎም ይኹን ዓቅሞም ኣዝዩ ድሩት ኮይኑ እዩ ዝስመዓኒ። መንግስቲ እንተወደቀ ውድባት ኢና ኢሎም ኣብቲ ዝምስረት ሕድሽ መንግስቲ ኢዶም ክሕውሱ ዝተቀረቡ እዮም ዝመስሉ።
    ኣቶ ወልዱ በቲ ዝበልካዮ እሰማማዕ። ደቁ ንሞት አሕሊፉ ዝህብ ህዝቢ ፍታሕ ካበይ ክመጻሉ እዩ ዝጽበ ዘሎ? ኢሳያስ ባዕሉ ስልጣን ሎሚ ገዲፈዮ ኣለኹ ሕገ መንግስት ኣተግብሩ ክብለና ዲና ንጽበ ደለና? ርግጸኛ እየ ኢሳያስ ቃለ መሕትት ክገብር ከሎ ነዚኣ ንኽዛረብ ኢና ክንሰምዕ ሃንቀው ንብል። ነዚኣ ከይተዛረበ ምስተርፍ ክላእ ከምቀደሙ እዩ ዘሎ ኢልካ ተስቆርቁር።
    ከም ንቡር ወለዲ ቅድሚ ውሉዶም ክሓልፉ እዩ ዝግባእ። ዘመን ማይ ንዓቐብ ኮይኑ ውሉዳት ቅድሚ ወለዶም ብኮንቱ ፍሬ ብዘይብሉ ቁም ነገር ይሓልፉ ኣለዉ።
    ወለዲ ተበራበሩ ዝመጽእ ሓድሽ ነገር የለን። ማእሰርቲ ፈሪህና ፈጸምቲ እከይ ግብሪ ኣይንኹን። ኢሳያስ ኩሉ ሰብ ክእስር ዕቅሚ የብሉን። ሃየ ይእክል ንበሎ።
    ሲናባይ

  • shewit August 12, 2014

    EWE NBERABER!!!
    KULNA BHADE DIMTSI YAKEL TIFAT MENESEY EMBILNA!! NBELO N’ESSAYAS. EZOM AB DEGE ZELENA, BNATNA HAILI EYU ZITNFES EMO TINFASU ATSINA NIMENESEYATNA TINFAS HARNET NIHABOM.EZI AB EDNA EYU ZELO MESWAETI AYEKFLENA WELA DOLLAR AYEKFLENA.
    TIBIAT TRAH EYU ZIHATENA NISU WUN ABOTATNA ZEWRESUNA SILEZKONE TRAH NBERABER GIZE KEYBELAENA.

    EWE NBERABER!!!

POST A COMMENT