Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ሕጂ ግን እሮማይ! – ዛንታ ናይቲ 26 ዓመታት ዝተሓየረ ጅግና ተጋዳላይ ቢተወደድ ኣብርሃ – 6ይ ክፋል – ብሰለሙን ዮሃንስ

https://www.youtube.com/watch?v=vQV6yuozXfY&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Tesfamicael Abraha November 18, 2017

    ዝኸበርካ ሰለሙን፡
    ተወፋይነትካ ምስጋና ዘድልዮ’ኳ እንተዘይኮነ (“ጉቡእካ” ስለዝበሃል) ኣነ ግና ከመስግነካ እመርጽ። ምኽንያቱ ብቀንዱ ታሪኽና ምስ’ዛ መሬትና ተራፊ ክኸውን ስለዘለዎ ሒዝካዮ ክትቃበጽ ብዘይምምራጽካ፡ ብፍላይ ኣብዛ ናይ ሎሚ ትረኻኻ ክልተ መስሕባት ከተድምቐን ብምኽኣልካ ኢየ።
    1, ሰለሙን ምስ ያዓሲና ‘ገይርዎ’ ተባሂሉ ንዝተዘርግሐ ሓሶት።
    2, ሰለሙን ብእግሪ መንደቕ ቤት-ማእሰርቲ ወጺኡ ከምዝኸደ ንዘወረየ ሓሶት 03 ምጥቃስ ጥራይ ይኣኽለኒ።
    እታ ቀዳመይቲ መሰረት ስለዘይብላ መታን ድሒሩ ያዓሲና ገለ ሓቅታት ከይዛረብ ባዕሎም ኣብ ሱዳን ከምዘቕሰንዎ እኣምን ብወገነይ። እታ ካልኣይቲ ድማ ንር እሰይ ሓደ ካብቶም ምስ ሰለሙን ዝተቐፈዱን ጥቓኡ ዝነበርኩን ብምንባረይ፡ ሽዑስ ዕጫና ከምቶም ቀዳሞት ዝተገደዩ ከምዝበጽሓና ስለዝኣመንና ንዘይተርፍ ባዕሎም ቀልጢፎም ከቃብጹና ድኣ ነበረ ጾሎትና’ምበር፡ ያኢ መሰረት ክዒቱ ክመሉቕ ዝሓስብ ተጋዳላ ሕርሚ ምንባሩ ባዕለይ እፈልጦ። ሰለሙን ድማ ብሓ ለፋ ክልተ ኣእዳዉ ብፌሮ ዝተለኮታስ ከመይቢሉ’ዩኸ ክኹዕት? እሞ ግደፍ ክሃድምሲ በንጻሩ ኣብ ማእሰርቲ’ውን መምህር ጽንዓትድኣ ነበረ።
    ሰለሙን፦ ኩሎም ፖለቲካዊያን ስራሓት ምንም ትንግርቲ የብሎምን። ዓላማኦም ኮንቱ ኮይኑ ምስዝተርፍን ከምዚ ናትካ ዘድሂ ምስዝሰኣን ወይ ዝስሑ ግና ክልተ ሞት ምዃኑ ገደደ! ዝኾነ ኮይኑ ሓቂ ንግዚኡ ትጉብጥ ወይ ትደንን ትኸውን። ኣማስያኣ ግና ብዝቐበርካ ቅበራ ምውጻኣ ኣይተርፍን!
    ንኺድ ጥራይ!
    ወዲ ጥሮታ፡

POST A COMMENT