ናይ ወፈያ ምሸት ኣብ Paltalk; እወ! ሕጂ’ውን ንድምጺ ኣሰና ብግብሪ ነሰስና- መርበብ ኤርትርያውያን ንቅዋማዊ መንግስቲ (ኤንቅመ)

pal

ኣብ Paltalkእንርከብ ኤርትርያዉያን ንቅዋማዊ መንግስቲ(ኤ.ን.ቅ.መ)ንጽባሕ ቀዳም ዕለት 14 March 2009 ኣባላትን መሓዙትን ድምጺ ኣሰና ዝጸንበሩዎ ናይ ወፈያ ምሸት ኣዳሊና ከምዘለና ንኹሎም ጉዱሳት ኤርትርያዉያን ነፍልጥን ንዕድምን:: ብዳሓን ምጹ:: እወ! ሕጂ'ውን ንድምጺ ኣሰና ብግብሪ ነሰስና::

ቦታ- Paltalk: Eritrea Dimtsi Asena Dembe Demokrasi Room

ኡዋን- ገዛ ስዓት 20:00 ብናይ በርለን ግዜ ክንከፍት ኢና:: ብዳሓን ምጹ::


Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You may use these HTML tags and attributes: <a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <strike> <strong>