Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ነባር ተጋዳላይን ላዕለዋይ ሓላፍን መንግስቲ ኤርትራ ነበር፡ ኣቶ መስፍን ሓጎስ፡ ኣብ ወርሒ ለካቲት 1991 ኣብ ኣፍዓበት ንውሱናት ኣባላት ማእከላይ ሽማግለ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ፡ ምስ ኢህወደግ ናይ ሓባር መንግስቲ ከነቕውም ኢና` ኢሉ ከም ውዱእ ጉዳይ ኣቕሪቡሎም ከምዝነበረ ሓቢሩ።

ሓደ ካብ ቀዳሞት ተጋደልቲ ናጽነት ኤርትራን ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራን ነበር ኣቶ መስፍን ሓጎስ ምስ SBS ዝተባህለ መደበር ራድዮ ኣብ ዝገበሮ ዝርርብ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ኣብ ወርሒ ለካቲት 1991 ቅድሚ ናጽነት ኤርትራ ቅድሚ 3 ኣዋርሕ ኣብ

ሓደ ካብ ቀዳሞት ተጋደልቲ ናጽነት ኤርትራን ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራን ነበር ኣቶ መስፍን ሓጎስ ምስ SBS ዝተባህለ መደበር ራድዮ ኣብ ዝገበሮ ዝርርብ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ኣብ ወርሒ ለካቲት 1991 ቅድሚ ናጽነት ኤርትራ ቅድሚ 3 ኣዋርሕ ኣብ ኣፍዓበት ንውሱናት ኣባላት ማእከላይ ሽማግለ መሪጹ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ፡ ምስ ኢህወደግ ናይ ሓባር መንግስቲ ከነቕውም ኢና` ኢሉ ከም ውዱእ ጉዳይ ኣቕሪቡሎም ከምዝነበረ ሓቢሩ።

ዝርዝር ትሕዝቶ ካብ ቃል ኣቶ መስፍን ሓጎስ ክትረኽቡዎ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ዜና ተኸታተሉዎ።

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
15 COMMENTS
  • Dawit July 19, 2018

    But I thought EPRDF in Ethiopia was formed after the overthrow of Dergu/Mengistu H/mariam i.e. after 1991. not before!! As they rightly say, politics is dirty old game. Why did Mr Mesfin Hagos kept this as a secret for so many years, and why is he coming out now to tell poor Eritreans as a big news flash or ‘seber zena’????
    Never trust the old corruptive and opportunist so called tegadelties and oppositions.

    • Haregot July 19, 2018

      simply Mesfin Hagos is a liar, in fact the biggest liar and that’s way he keeps changing parties.

      • Sol July 19, 2018

        Should veterans of Sha’biya like Mesfin Hagos told the truth of IA early, all these misery that we are facing might not happened.

    • Simon G. July 19, 2018

      If you listen to the interview, he said Weyane first and he then corrected it by that time was actually EPRDF. So, yes, it was.
      About that keeping secrets, because he is another criminal. Otherwise, what is the point telling now when it is too late.

  • meretse July 19, 2018

    ሓድሽ ኣይኮነን ንዓና
    ክንድይ ካብ ነበብቲ ኣሰና ሙሉእ ሓብሬታ ኣሎኩም ብዛዕባ እዚ ዝስዕብ
    1. እወ ተጋድሎ ሓርነት ኣብ ከባኢ መወዳእታ 1979 ብኣሕመድ መሓመድ ናስር ዝምራሕ ልኡክ ውድብ ምስ መንግስቲ ሩስያ ተራኪባ
    2. መንግስቲ ሩስያ ዘቅረበቶ ናይ ሰላም እማሜ ክልተኩም ንዕላማ ሓደ ደምበ እትቃለሱ ክሳብ ዝኮንኩም መፍትሒ ግበሩሉ
    3. እቲ ፍታሕ ብኮንፈደረሽን ይጅምር … …
    4. ብወገን ተሓኤ ህዝብና ነዚ ብምንም መክልዕ ኣይተዳልወሉን
    5. እሞ በዚ ትከድዎ ዘሎኩም ክንድ’ዚ ዝመጻእኩም መንገዲ ክከይድ ዝክእል ዓቅሚ ሰብ ትረክቡ ድኩም
    6. ኣሕመድ ናስር > ደሓር ከኣ ሜዳ ኤረትራ’ኮ ንሕና ጥራሕ ኣይኮነን ንውንኖ?
    7. ሩስያ > ብዛዕባ ህዝባዊ ግንባር ግደፍዎ። ንሶም ኣብ ጀርመንን የመንን ንከም’ዚ ዓይነት ድርርድር ክገብሩ እንከሎዉ ንዓኩም ኣይዘከሩን
    8. ደሓር ከኣ ንስካትኩም ዓቢይ ውድብ ስለ ዘሎኩም ትራሕ ተስማምዑ’ምበር ኣብ ዝከድዎ የብሎምን
    9. ኣሕመድ ዝኮይነ ኮይኑ እዚ ሎሚ ንሕና ንውድኦ ኣይኮነን መልሲ ኣብ ዳጋማይ ርክብ
    10. ኣሕመድ ንፈጻሚት/ንገድላዊት ባይቶን ይሕብር
    11. ኣብኡ ዝተሰማምዕሉ ፡ እሞ ቅድሚ ዝኮነ ነገር ምባልና ሪእቶ ካድራትን፡ ተጋደልትን፡ ህዝብን ንሰብስብ
    12. መጀመርያ ኩለን እቶ ሓለፍቲ ክፍልታት ፡ ነተን ክፍልታት ኣኪቦም ሪእቶ ይስብስቡ
    13. ከም ኣጋታሚ ኣነ ዝነብርክዎ ክፍሊ ኣስብ ትህቲ ዓብደላ ኢድሪስ ስለ ዝነበረ። ዓብድለላ ነዞም ዝሶቡ ስባት ኣኣብ ሳዋ ክፍሊ መዝገብ (ኦርቺፍ) ሰዓት ሾሞንተ ናይ ምሸት ይእክብ / ኢብራሂም ዓሊ ኣል ዓሊ ሓላፊ ክፍሊ ርክብ/ ጀነታይ ሓላፊ ኦርቺፍ/ ስራጅ ሙሳ ሓላፊ “ ጋዜጣ ሓደ መስከረም ኣብ ግብጺ ስለ ዝነበረ ካብ ክፍሉ ተስፋንኪኤል/ ኣነ ከኣ ። ካብሓንት ክፍሊ ክልተ ሰብ ኔሩ። ኣብ’ዚ ክገልጾ ዝደሊ ኣነ ዝተረክቡሉ ምክኒያት እቲ ምክትል ሓላፊ ናይ ክ/ርክብ ስለ ዘይነበረ ኣነ ቦትኡ ተኪኤ ተረኪበ። መቸስ ብዙሓት ሰባት ንዓብደላ ከም ሓደ መላኪ ወይ ብዘይካ ውትህድርና ካልእ ምንም ዘይፈልጥ ጌሮም ዝሓስብዎ ብዙሓት ኢዮም። ግን ካብ ዘይ ምፍላጥ ኢዩ። ኣነ ዋላዃ ቅድምኡ ዝፈጦ እንተነበርኩ ሽዑ ግን ክሳብ ክንደይ ሰብኣውነት ከም ዘጥቅዖ ሽዑ ኢየ ተረዲኤ። ልክዕ ከማና ታሕቲ ወሪዱ ክካታዕ ኣምሲዩኡ።

  • meretse July 19, 2018

    14. ሓደ ዘገርምነገር ኢብራሂም ቶቲል ናይ ፖሎቲካ ሓላፊ ናይ ህግ መጻይ እዝኒ (ጀሮ ጠቢ) ስለ ዝነበረ ከይወዓለ ከይሓደረ ንህግ ይሕብር
    15. ልቢ በሉ ህግ በታ ኣብ ከበሳ ዝተከለታ ሓዳሽ መራከቢ ረድዮ ጌራ “ተሓኤ” ምስ ደርጊ ተሰማሚዓ ብምባል ንህዝብን ንሰራዊትን ትነግር።
    16. ከይወዓሉ ከይሓደሩ ከኣ ኣብ ውሽጢ ከባቢ ወርሒ ዘይመልእ ወኣኔን ህግ ውግእ ይከፍቱ፡ ወያኔ ሃድሽ መሳርሒ ካብ ኣሜርካ ብመንገዲ ግብጺ ብዝረከበቶ ሓግዝ፡ ተዓዘቡ መን ምስ መን ይዋጋእ ከም ዘሎ። ኣብ ሜዳ ክልተ ኣሕዋት ብድሕሪት ከኣ ሩስያን ኣሜሪካን
    17. ዕላማ ናይቲ ውግእ ተሓኤ ዝኮነ ስምምዕ እንተጌራ ንሕና የሎናን። ወኣኔ እሞ ከኣ ጭራሽ ዘይሕሰብ ኢዩ። መስዋእትና ኮንቱ ካብ ዝኮውን ሃላውነትና ክረጋጋጽ ዝክእል ተሓኤ ምስ እነጥፍእ ጥራሕ ኢዩ ካብ ዝብል ዕላማ Bዓዲ ሙሩግን ብባድመን ህናንደበታዊ ውግእ ይጅምሩ
    18. ኢሰያስ ናይ ቀደም ሕልሙ ኢዩ “ መስፉን ሓጎስ >>> ዞሞ ደንጉካ እንደሞ” ብሓቂ ብሓቂ ደንጉካ
    19. ሎሚ ኣብ ክንዲ ሩስያ ችይና ተተኪኣ ኣሜሪካ ካብ ናይ ቀደም መትካላ ስድሪ ንቅድሚት ኣይከደትን፡ “ሕልሚ ዓባይ ኢትይጵያ።
    20. ምዕብልና። ኣሜርካ ምስ’ዚ ገዚፍ መራከቢኣ ዋና እንከላ ኣፋ ኣይከፈተትን። ምክንያቱ ንሳ እያ ትገብር ዘላ ተባሂላ ከይትሕመ

  • Sol July 19, 2018

    Shame on those veterans of EPLF who are still keeping mute to tell the truth of IA. Are they waiting the complete extinction of the people and the country?

    • Simon G. July 19, 2018

      Sol,
      It is very sad. If he was telling them openly, what were they doing, if not agreeing with him?
      Well, later he put them underground. These people we used to consider heroes are not heroes at all. They were all chickens. Amazing!

      • Sol July 20, 2018

        And the other important question is why DIA told his plans to a selected Central Committee members only. TaBurkuta Emni AlaTa.

  • Hagos July 19, 2018

    እዚ መስፍን ዝበሎ ኣብ ሓቒ እተመስረተ እዩ። ይኹን እምበር ነዚ ውን ናይ ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስተር ኣቶ ጴጥሮስ ሰሎሙን ምስ ኢትዮጵያ ብኮንፈደረሽን ንምትእስሳር ብዙሕ ጻዕሪ ኣካይዱ ብወገን ወያነ ብዙሕ ደገፍ ስለዘይረኸበ ፍረ ኣይተረኽበሉን። ወያነ ንኢትዮጵያ በይኖም ክግብትዋ ስለዝደለዩን ኣብ ድልየትን ናይ ነዊሕ ትልሚ ኣምቢሽን ናይ ኢሳያስ ስለዝስግኡን እዩ።
    ህዝባዊ ግምባርን ስርዓት ወያነን ኣብቲ እዋን ናይ ሓባር መንግስቲ መስሪቶም ኔሮም እንተዝኾኑ ኣብዚ ሕጂ ኤርትራ ተሸኺላቶ ዘላ ድሕረት ዕንወት ተንጽሎ ኣትያ ኣይምተሳቐየትን። ነዚ ንምርኣይ ኢትዮጵያ ኬንያ ጁቡቲ በጺሔንኦ ዘለዋ ረኣዩ።
    ኢሳያስ በዚ ኣብ ቀ ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ተጎርቢቱ ኣምጺእዎ ዘሎ ሓድሽ ዝምድና ፣ ኢሳያስ ከመይ ዝኣመሰለ ተዓጻጻፊ ምስ ግዜ ድማ ከም ኣዝዩ ዓቢ ዓወት ብዘይ ሓንቲ ጥይት ዘመዝገበሉ ህሞት ስለዝኾነ ንፖለቲካዊ ብቕዓቱ ዘመስከረ እዩ። እዚ ማለት ኢሳያስ ፍትሓዊ ደሞክራሲያዊ መሪሕ እዩ ማለት ኣይኮነን። እንታይ ነገራት ቀልጢፉ መዝሚዙ ኵውንጨፍ ዝኽእል በሊሕ ፖለቲከኛ ማለት እዩ።
    ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ ግና ኣዝዮም ላህዛዛት ራኢ ኣልቦ ምኹናት ምዃኖም ተዓዚብና። ነቲ መለስን ኢትዮጵያን ዝሃበቶም ዕድላት ሓንቲ እኳ ኣይረብሕሉን ፤ ካብዚኦም ድማ ለውጢ ክመጽእ ዘይሕሰብ እዩ እሞ። ፈጥሪ ከም እትዮጵይውያን የማስለና።

  • hgdf 000000 July 20, 2018

    ወይስዚ መጣቅዒ ህዝቢ
    ከበሮ
    ከበሮ
    እናሃረመ እሽየጥ ኢሰያስ ዚ ዕዮገዝኡ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ። ኣብዚ ቀረባ ግዜ ምስ ሞተ ሓድሽ ነገር ክንሰምዕ እና።

  • meretse July 20, 2018

    The self elected dia who was and still is admired by his blind followers had no inauguration day for decades till last week. Last week he has his first inauguration in Awasa. During his second visit i hope the keep him there for good. .

    • Asmerom July 21, 2018

      Shouldn’t your barbarian Arab sponsors also keep you in their stinky dogs/snakes cages too???

  • Sol July 20, 2018

    Or send him to his place of origin, to Tembein.

    • Asmerom July 21, 2018

      When shall we send you back to your barbarian Arab sponsors or to your Welkayit then???
      We won’t send you back to your Shire/Sheraro or Yemen out of respect to our Tigrayan brothers.

POST A COMMENT