Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ነጋዶ ሰብ ዝኾኑ ራሻይዳ፡ ንጓል ወዲ ለገስ ዝተባህለ ምስ ጀነራላት ህግደፍ ተሓባቢሩ ዝሰርሕ ወናኒ ሰፊሕ ሕርሻታት ነጻ ከምዝለቀቑዋ ምንጭታት ሓቢሮም።

ንኤርትራውያን መንእሰያት ጨውዮም ብምስቓይ ኣሽሓት ዶላራት ዝግሕጡ ዘለዉ ነጋዶ ሰብ ዝኾኑ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኣባላት ራሻይዳ፡ ንጓል ወዲ ለገስ ዝተባህለ ምስ ጀነራላት ህግደፍ ተሓባቢሩ ኣብ ከባቢ ተሰነይ ሰፋሕቲ ሕርሻታት ዝውንንን ዘካይድን ብዓል ዋኒን፡ ምስ ካልኦት

ንኤርትራውያን መንእሰያት ጨውዮም ብምስቓይ ኣሽሓት ዶላራት ዝግሕጡ ዘለዉ ነጋዶ ሰብ ዝኾኑ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኣባላት ራሻይዳ፡ ንጓል ወዲ ለገስ ዝተባህለ ምስ ጀነራላት ህግደፍ ተሓባቢሩ ኣብ ከባቢ ተሰነይ ሰፋሕቲ ሕርሻታት ዝውንንን ዘካይድን ብዓል ዋኒን፡ ምስ ካልኦት ኤርትራውያን ጨውዮም ናብ ሲናይ ድሕሪ ምግዓዞም፡ 10 ሽሕ ዶላር ከፊላ ክትወጽእ ኣዚዞማ ኳ እንተነበሩ፡ እታ መንእሰይ ጓልወዲ ለገስ ምዃና ምስ ተነግሮም ግን፡ እቶም ንሽርክነት ወዲ ለገስን ጀነራላት ህግደፍን ዝፈልጡ ራሻይዳ ነጻ ለቒቖም ብፍልይቲ ላንድ ክሮዘር ናብ ተሰነይ ከምዝመለሱዋ ምንጭታት ድንጕዮም ኣብ ዝለኣኹዎ ሓበሬታ ኣገንዚቦም።

እቲ ብነጻ ጉልበት ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝወፈሩ መንእሰያት ሰፋሕቲ ሕርሻታት እናካየደ ገንዘብ ዘኻዕብትን ጁባ ህግደፍ ዘህጥርን ወዲ ለገስ፡ ምስቲ ምስ ኣሰጋገርቲ ራሻይዳ ከምዝተሓባበር ዝጥርጠር፡ ሓላፊ ምክትታል ዶባት ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ፡ ጥቡቕ ርክብ ከምዘለዎ እቶም ምንጭታት የረድኡ።

ቀጺሎም፡ እዛ መንእሰይ እዚኣ፡ ከም ኤርትራዊት መጠን ካብ ኣፍ ጨወይቲ ምውጽኣ ዘሐጕስ ኳ እንተኾነ፡ በቲ ኻልእ ወገን ግን፡ እዚ ገኒኑ ዘሎ ተርእዮ ምጭዋይን መሸጣን ኣካላትን ሰብነትን ኤርትራውያን፡ ብምትሕብባር ጀነራላት ህግደፍ ይካየድ ምህላዉ ከምዝምስክር ኣሚቶም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
31 COMMENTS
  • Cambo January 30, 2012

    There is no doubt the Hgdef regime is somehow associated with the Arab Rashaida and the Arab Bedeuines in the sale of young Eritreans into slavery in the Middle East.
    ይበሃለለይ ከኣ፤ ሰላሳ ዓመት ተጋዲልና፥ ሓርነት ኣምጺእና፥ ጀጋኑ ኢና … ወዘተረፈ
    ኣብ ኤርትራ ብናይ ሰላሳ ዓመት ቃልሲ ዝመጸ: ባርነት ውርደት መከራ ስደት ስቓይ ከርፋሕ ህይወት … ጥራይ እዩ። ካብ ገድልን መራሕቱን ዘመጸን ዝመጽእን ሰናይ ነገር የልቦን። ካብዚኦምን መሰልቶምን ዝመጽእ ከቶ ጽቡቕ ቁምነገር የልቦን። ነዚ ጽቡቕ ጌሩ ውሽጡን ውሻጥኡን ኣቶ ዮሴፍ ገብረሂወት ኣብ ምቅንጃው ገድሊ ዝብል ጽሑፍ ተወከስ። I just read the article this weekends — Romanticizing Ghedli.

    • guest January 30, 2012

      Combo
      Are u saying that the Haileselasie and Derg Regime are better than Higedef? What is your criteria ?

      • Dave January 30, 2012

        yes, they are much better than thishome grown dictator. Most of the heads of HGDF are not by the way Eritreans.

      • Cambo January 30, 2012

        You better ask that question to the hundreds of thousands of young Eritreans who were sold to slavery in the Arab world , or living in slavery in Eritrea or living in the hundreds of jails in the country.
        I “dono”, if Eritrea is a better place, why are the young and its productive citizens abandoning it like a sinking boat?

  • daniel January 30, 2012

    PFDJ is basically Evil BLOOD SUCKER parasite , who has been sucking blood for at least two decades ,

  • SINGAPO-ERITREAN January 30, 2012

    ዝኸበርካ ጠቅላሊ ሚኒስተር፣ኢትዮጵያ -ኣይተ መለስ ዜናዊ
    ብመጀመርያ ክቡር ሰላምተይ ብምቕራብ፣ ንናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ህዝብታት ሕውነታዊ ጉርብትና ይትምነ። ቀጺለ ናብቲ ኣሀንዳዲ ዝበልኩዎ ጉዳይ ክኣቱ ፍቐደለይ…….ኣብ aiga forum ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ብትግርኛ-ብጆሲ ሮማናት ፣ ብእንግሊዝይና ድማ ብሱሑል ዝተጻሕፋ ርእይቶታት ኣንቢበየን ። ብዙሕ ኣተሓሳሲቡኒ። ክቡር ጠቕላል ሚኒስተር ፣ ንስኻ ንጽቡቕ ጉርብትናን፣ ኣርሒቕካ ብምሕሳብ ኣብ መንግስቲ ኤርትራ ዝተኸተልካዮ ናይ ምጽማምን ልክዑ ዝሓለፎ ትዕግስትን፣ኣብ ስደተኛታትን ብሕልፊ ድማ ዩኒቨርሲቲ ዝበቕዑ እተርእዮ ዘለኻ ልግስን ሕያውነትን እግዚኣብሄር ይኽፈልካ ። ኣነስ ኤርትራዊ ሰብ ጥራይ ዘይኮነስ ፣ እንተተኻኢሉስ ጤለ-ኣባጊዕ እኳ እንተዝምሃራ፣ ክንደይ ደስ ምበለኒ። ኣነ ከም ኣነ ፣ ካብ ደቃ ተሳቒን ትቕጥቅጥን ኣደ፣ ሕያወይቲ ሰይተቦ ዝመርጽ ሰብ እየ። continues

  • SINGAPO-ERITREAN January 30, 2012

    ምንምኳ ኩሉ ህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘፍቅር ሰብ እንተ ኾንኩ, ውን ፣ ንእመት ስድሪ ኣላታ ከም ዝብሃል፣ እቲ ኩነታት ብቐዳምነት ብዓይኒ ህዝቢ ኤርትራ ንኽርእዮ ባህርያዊ እዩ።ግን ንኢትዮጵያውን ኣሕዋተይ፣ ብዝያዳ ድማ ንዓመታት ጭቆናን ጸርፍን ዝተሰከመ ናይ ትግራይ ትግራዋይ ብዝሃሲ መገዲ ንክኸውን ሓሊመዮ፣ ውን ኣይፈልጥን። ከምቲ ክልቲኦም ናይ ኣይጋ ፎራም ጽሓፍቲ ዝገለጽዎ፣ “ዘይመሬትና ንድለ ኣይኮንናን ንብል ዘለና፣ ግን ንመንግስቲ ኬንያ ሓጊዝና ሶማል ኣቲና እናወቓዕና ነዚ ናይ ብሓቂ ጸላኢ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝኾነ ሻዕብያ ግን ብፈኸራ ጥራይ ንሓልፎ፣ እናሓደረ ጥፍኣት ዝኣልመልናን ቱሪስታትና ኣትዩ ዝቐትል….ወዘተ.

    • HGDF January 30, 2012

      hahahahaaaaaaaaaaaa

  • SINGAPO-ERITREAN January 30, 2012

    ከም መስተውዓሊ ኤርትራዊ መጠን ዘተሓሳሰባኒ ዓረፍተ ነገራት ቃል ብቓል ክውቅጦ……… ጆሲ ሮማናት…የቕርቦ..” መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ብዛዕባ ኤርትራውያን ክሓስብን ብዘሕ ነገር ክሰርሕን ተዒዚብና፡፡ ካብዚኦም ውሽጢ – ካብ ኤርትራ ዶብ ተሳጊሮም ዝመፁ ስደተኛታት ብምቕባል ንስደተኛታት ካልኦት ጎረባብቲ ሃገራት ዘይተፈቕደ ካብ ካምፕ ወፃኢ ኣብ ዝደለዩዎ ኢትዮጵያ ናይ ምንቅስቓስን ምንባርን መሰል፣ ምስ ካልኦት ትካላት እናተሓባበርካ ናብ ዝደለይዎ ሃገራት ምዕራብ ምልኣኽ፣ ኣማኢት መናእሰይ ኤርትራ ኣብ ዩኒቨርሲቲት ኢትዮጵያ ኣትዮም ክመሃሩ ምግባር፣ ተቓወምቲ ሻዕቢያ ኢና ዝብለ ውድባት ፈቐዶ ኣዲስ ኣበባን ሃዋሳን ምእካብ፣ ወ዗ተ ወ዗ተ….. ኣብ ዝተፈላለዩእዋናት እዚ ኩለ ዝግበር ኣቐዲመ ከምዝደለፅኩዎ ሻዕቢያ ንምድኻም’ዩ ዝብል መግለፂታት ይወሃብ እዩ:: continues

    • HGDF January 30, 2012

      kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk

  • SINGAPO-ERITREAN January 30, 2012

    ኮይኑ ግና እስካብ ሎሚ ዝተረኸበ ውፅኢት እንታይ እዩ መሌሲ ዘድሌዮ ሕቶ እዩ፡፡ ንግዚኡ ኣነ እስካብ ዝፈልጦ ሻዕቢያ ካብዞም ንጡፍ ስራሕቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዘሕ ነገር ከምዝጥቀምዩ፡፡”ብመሰረቱ እዝም ዶብ ሰጊሮም ዝመፁ ካብ ህፃን እስካብ ሽማግለ ዕድመ ዝርከቡ “ስደተኛታት” ኤርትራ ብትኽክል ንሻዕቢያ ፀሊኦም ዝመፁ እዮም ምባል ዓርስኻ ምድዕዓስ’ምበር ካልእ ዝህልዎ ትርፊ ኣይህልን፡፡እቲ ብወታሃደርን መሳርያን ተሓፂሩ ሰብ ከይወፅእ ጥብቂ ሓለዋ ይግበረሉ እዩ ዝብሃል ዶብ ኤርትራ ብዘይ ምንም ፀገም ተሳጊሮም እንትመፁ ድማ ኣብ ብዘሓት ሰባት ተወሳኺ ጥርጣረ ምሕዳሩ ኣይተረፈን እዩ፡፡ ዝኾነ ኾይኑ እዞም “ስደተኛታት” ብትኽክል ከምቲ ንሳቶም ዝብሉዎን መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝነግረናን ስርዓት ሻዕቢያ ፀሊኦም መፂኦም እንተኾይኖም እዙ’ውን ንሻዕቢያ ጥቕሚ እዩ’ምበር ጉድኣቱ ኣይረኣየንን- continues

  • SINGAPO-ERITREAN January 30, 2012

    ምኽንያቱም ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኮይኖም ነቲ ስርዒት ክፈታተኑዎን ክቃለሱዎን ዝኽእሉሉ ኣጋጣሚ ምዕፃው እዩ፡፡ ብኢትዮጵያን ካልኦት ጎረባብቲ ሃገራትን ኣቢሎም “ካብ ስርዒት ሻዕቢያ ሃዱሞም መፂኦም” ተባሂልም ናብ ዜተፇሊሇያ ሃገራት ምዕራብ ዝተላኣኹ መናእሰይ ብዝልእኹዎ ገንዘብ (2 ሚእታዊ መዋጮ ሓዊሱ) ቁጠባ ሻዕቢያ የሐይሉ ኣለው ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ዝተፈላለዩዩ እዋናት ኣብ ጎኒ ሻዕቢያ ኮይኖም ኣንፃር ኢትዮጵያ ክስለፉ ንሪኦም ኣለና፡፡ እቶም ብኣማኢት ዝቑፀር ስኮሊርሺፕ ዝተወሃቦም መናእሰይ “ስደተኛታት’ከ ዋላ እቲ ጉዳይ ኣድላዪ እዩ እንተተበሃለ በሓቂ ኢትዮጵያ ክንድኡ ዝኣክል ስኮላርሽፕ ንመሃብ ዓቕሚ ሃሊይዋ ድዩ ? እቶም ተቓወምቲ ኤርትራ ዝበሃሉ’ኸ ኣበይ ኣለዉ ? እስካብ ሎሚ እንታይ ገይሮም ? ኬንያ ኣብ ግዝኣታ ኣትዮም 2 ወፃእተኛታት ስለዝጨወዩላ ምልሻታት ኣልሸባብ ንምድምሳስ ናብ ሶማልያ ኣትያ፡፡ ኢትዮጵያ ድማ ነዙ ናይ ኬንያ ወፍሪ ንምሕጋዝ ናብ ሶማልያ ሰራዊታ ልኢኻ’ላ፡፡ ..continues

  • SINGAPO-ERITREAN January 30, 2012

    ጎረቤት ምሕጋዝን ግብረሽበራ ምውጋእን ንቡር’ዩ:: ኮይኑ ግና ናብ ናይ ባዕልና ግዝኣት ኣትዮም ናይ ባዕልና ዜጋታትን ቱሪስታትን ዝቐተሉን ዝጨወዩን ምልሻታት’ከ እንታይ ኢልናዮም ? መልሲ ዘድሌዮም ሕቶታት እዮም፡፡”
    ክቡር ጠቕላል ሚኒስተር፣ ብሓንቲ እምኒ ክልተ ረጋቢት ከተውርድ ግዜኡ ሓሊፉ እዩ።ንናይ ክልቲኦም ህዝብታት ንምቅርራብ ነቲ መዕገርገሪ ምድሳቕ ውን ክፍሊ ናቱ እዩ።ታንዛንያ ንናይ ኡጋንዳ “ሚልቶን ኦቦተ”ሰራዊት ደጊፋ ዝኣተወት ብጉዳያ እዩ ኔሩ። ብተዛማዲ ዝሓሸ መንግስቲ ንግዚኡ ተራእዩ ።”ቆማጣ ቆማጣ ነህ ካላሉት ገብቼ ልፈተፍት ይላል”
    ክቡር ጠቕላል ሚኒስተር ፣ ኣነ ናይ ህዝበይ ህርመት ልቢ ሰሚዔ እየ ዝማሕጸነካ ዘለኹ። ንስኻ ውን ድምጺን ሕርቃንን ናይ ህዝብኻ ንኽትሰምዕ ናተይ ምኽሪ ኣይድልዮን፤ እዩ።
    ኣኽባሪኻን ኣድናቒኻን፣ SINGAPO-ERITREAN

    • HGDF January 30, 2012

      hahahahahahahahahahahahaaaaaaaaaaaaaa.
      You are really Eritrean. Now I believe you.

      • SINGAPO-ERITREAN January 30, 2012

        HGDF,
        I am glad I made you laugh. And thank you for giving me back my Eritrean citzenship. A true Eritrean cares more about people, than land. A true Eritrean is not someone like a tape recorder ,who believes ,whatever HGDF tells him/her. A true Eritrean does not care ,who takes out ,it´s garbage /(Isaias &PFDJ ),whether it is woyane ,America or the devil from hell. Thank you HGDF for understanding me, PFDJ needs to be punished ,so that your relatives can breath a fresh air. Mine are already dead, “martyred” the rest got smart ,and they are in Europe & North America.
        -Your smart fellow citzen ,but way smarter SINGAPO- ERITREAN

        • Kibrom T. January 31, 2012

          SINGAPO-ERITREAN,

          My sentments exactly! Your exchange with Selam and your response to this kahadi (kahadit) HGDF add to my pride as an Eritrean regardless of our horrible situation!

        • HGDF January 31, 2012

          SINGAPO-ERITREAN
          I don’t want a hyena to take my garbage. Because next time he is going to take my children or me.
          Secondly you don’t need to give so much advice to Meles. If he could dare to risk another Egri Mekhel or Adi Begio he won’t need you advice. I don’t believe that your relatives who got to Europe or America are smart but cowards. If you were smart you wouldn’t consider going to the west was a solution. Because you are disappeared for ever from Eritrea. Even if you return at the age of let’s say over 50, your kids won’t. So still your generation line is cut off from Eritrea.

          • SINGAPO-ERITREAN January 31, 2012

            HGDF,
            Do you know why I reply to you in a fairly polite way, because ,you act civil with me ,I apologize if my sarcasm towards you is harsh at times. And I have more respect to you,Than the WESWAS ,opposition ,who put their pride ,before the peoples, .They do not raise arms ,themselves & then pick & choose how they want PFDJ to fall. Do you think ,I want Woyane alone to march towards Asmara ? This is not mall, it is a country ,I want them to come ubder “helping”with Eritrean movement for democracy & justice

  • Mr.suspy January 30, 2012

    Money is what matters the most for the Higdef not the lives of his ppl.They are so obssessed with money that they started to trade the organs of their own children what a humilation and shame is higdef to our beloved nation.

  • Gual Mendefera(Rahel) January 30, 2012

    HGDF
    don’t judge everyone with your silly mind,
    according to you, to be a true Eritrean,you have this concept
    ” Serving DIA comes First”
    but a true Eritrean thinks, “serving the people comes first”
    so because people gives you the correct suggestions , don’t anger at them, and don’t try to prevent their citizenship b/c they oppose the tyrant regime of isayas front.

    to have a solution for out people, taling all the probems openly is the first way to solutions,
    otherwise trying to hide them will not solve the problem or it doesnot make us a great one b/c of hiding it.
    so mister HGDF, change the way you think….
    Isayas front is not an angle… he cannot lead our people, so he must be replaced by any means….
    victory to our people
    death to the tyrant Popuplar Front for Dictatorship and jailing(PFDJ)

POST A COMMENT