Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዝኽሪ ቅዝፈት 3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ

ዝኽሪ ቅዝፈት 3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ ብመኽንያት ብሰንበት ዕለት 3 ምያዝያ ዝተፈጸመ ባርባርዊ ቅዝፈት መንእሰያትን ከምኡውን ሕጻናት ቆሉዕን ኣደታትን ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንቀዳም ዕለት 16.04.2016 ካብ ሰዓት 17:00 ክሳብ ሰዓት 19:00 ኣብ ሳልባው ኒድ በዚ ኣብ

ዝኽሪ ቅዝፈት 3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ

ብመኽንያት ብሰንበት ዕለት 3 ምያዝያ ዝተፈጸመ ባርባርዊ ቅዝፈት መንእሰያትን ከምኡውን ሕጻናት ቆሉዕን ኣደታትን ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንቀዳም ዕለት 16.04.2016 ካብ ሰዓት 17:00 ክሳብ ሰዓት 19:00 ኣብ ሳልባው ኒድ በዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኣድራሻ  ክግበር ምኻኑ ንሕብር።

SAALBAU Nied
Heinrich-Stahl-Straße 3
65934 Frankfurt am Main 

ኩሉ በዚ ባርባራዊ ተግባራት ዝሓዝንን ብሃገሩ ዝሓምምን ኣብዚ ናይ ዘኽሪ መዓልቲ ብተገዳስነት ክሳተፍ ንላቦ።

ሓበራዊ ኣዳላዊት ሽማግለ ፍርንክፈርትን ከባቢኡን

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

ስምረት መንእሰያት ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT