ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ጳጳሳት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ።

እንታይ’ዩ ወሪዱኩም ጳጳሳት ኤርትራ፡

ቅዱሳት ተባሂልኩም ተቐቢእኩም፡ተዋሂብኩም ሓደራ፡

እንታይ ኣስፈረኩም ኣብ ድሕሪት ከም ጭራ?

መንፈስኩምን ስጋኹምን ተቓሊሰን፡ስጋኹም ንመንፈስኩም ምስ ሰዓራ፡

እንታይ’ዩ ወሪዱኩም ጳጳሳት ኤርትራ፡

ቅዱሳት ተባሂልኩም ተቐቢእኩም፡ተዋሂብኩም ሓደራ፡

እንታይ ኣስፈረኩም ኣብ ድሕሪት ከም ጭራ?

መንፈስኩምን ስጋኹምን ተቓሊሰን፡ስጋኹም ንመንፈስኩም ምስ ሰዓራ፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT