Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልክታ ንኹልኹም ተቀማጦ ኤርትራዊያን ዓባይ ማንቸስተርን

ንሕና ኣባላት ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ጨንፈር-ዓባይ ማንቸስተር እዋኑ እዋን ሓባራዊ ዘተን ተኣኻኸብን ተላዘብን ስለዝኾነ ብዛዕባ ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ክንዘራረብን ከምኡን ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ንምዕዋት ዝሕግዘና ምስ ራኢና ዝቃዶ እስትራተጂ ንምትላም ክፉት ህዝባዊ ኼባ ንጸው ኣለና::

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT