Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: ህይወትና፡ ዝርርብ ምስ ነባር ተጋዳላይ ተስፋይ ወልደሚካኤል (ደጊጋ) ፡ 1ይ ክፋል

https://www.youtube.com/watch?v=rmXUxuxpSFU

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • k.tewolde August 21, 2019

    Two Eritreans chatting it up like long lost brothers,one prodding in his skillful ways to get to know the older one who still looks darn good for his age not as some cyber critters depict– on a wheelchair,it is a marvelous sight for us Eritreans to witness but a bitter pill to swallow for our enemies.The tyrant fumbled the ball big time,all we have to do is pick it up and run it to the end zone, what are we waiting for.?

  • Maadho August 21, 2019

    Fantastic interview rich in content and I like the dicencey of Aman, was so polite all the way.

  • Geladios August 24, 2019

    ሕጂ ግርም እቲ ዝቐረበ ኩሉ ፈትነታትን ውድቀት ተ.ሓ.ኤርትራ ከምዘለዎ ህዝቢ ይስማዓዮ ብዘይ ሕብእብእ። ካብዚ ኩሉ ቃሉ ዘይኽበር ውልቀ መላኺ ከም ነፋሒቶ ሕብሩን ቃሉ ንምቕያር ዘይሓፈር ኣብ ዝዋዓሎ ዘይሓደር ሸቃጢ ሓሳውን ምኻኑ እንሆ ቃሉ ይምስክሮ። ካብቲ ቃሉ እስከ እንታይ ትብል ኣንታ ስማዒ ህዝቢ ካንዶ ተዓሚትካ ምጥቓዕ ልምዲ ጌርካዮ ይኣክል ዘይትብል። ክሳብ መዓስ ኢኻ ካብ ዓሚቕ ድቃስ ትበራበር ጥዑይ መራሒ እትመርጽ። ንኸምዚ ዛኣመሰለ፡ መብጻዓታቱ ዘይኽበር ፍጡር እንድእምለኽካ ክትነበር። /ንዓኻትኩምን ንዕናን ዘይትሓቁፍ ዝይትኸውን ኤርትራስ ዋላ ኣይትምጽእ/ ኣብ ዓመቱ ከኣ ንዓና እምበር ንዓኻትኩም ትኸውን ኤርትራ ይብልናን ናይ ውድባት ሓሸውየ ኣይንፈቅድን ክብል ከሎውን ኣጣቂዕና ድሕሪ ን28 ዓመታት ንሱ ክሕሱ ዘይድኽማ ኣእዳው ከጣቅዓ ኣእዳውኩም ተምንዓ። ኣብ ፖርት ሱዳንውን ኣብ 1990 ደጊምዎ ንይሩ እዩ፡ ንብዙሓት ዘዳናገረሉ ናይ ተስፋ ቃል ናይ ብዙሓት ዕጥቂ ዘፍተሐሉ እዋን እዩ ነይሩ። ብጻይ ተስፋይ ደጊጋ ምስቲ ኩሉ ዓቕመካ ሃገር ክትመርሕን ብጽናዓትካን በቲ ልዙብ ቃላትካን ግልጹነትካ ኣይጠራጠርን። ብውሕዱ ከኣ ኣብ ምስግጋር ከይተሓለልካ ከም ማንዴላ ሓንቲ ተርምስ ትግብእካ እየ ምበልኩ። ምስቲ ኩሉ ትዕግስትኻን ዓቕምኻን ምስዚ ሓዲሽ ወለዶ ብቐረባ ክትሰርሕ እምነት ኣሎኒዕድመን ጥዕናን እምነየልካ። ኩቡር ሓው ኣማንኤል ኢያሱ ደምጺ ህዝቢውን ንኡድ ቃለ ምሕታት ብቕንዕና ምቐራብካ ብዙሕ ነመስግነካ ሓደራኻ ብቕዓት ዘለዎም ናይ ጽባሕ መርሕቲ ሃገርን ህዝብን ብቕዓት ኣለዎም እትብሎም ካብ ዝተሓብእዎ ባዓቲ እንዳውጻኻ ፈትሾም ክብለካ ፍቐደለይ። ዋላእካ ተቓላሰይ እንተኾንካ ብዝያዳ ኣብ ናይ ሜድያ ከተትኩር እላወበካ ሎሚ ዓለምና ብሓሊ ናይ ሜድያ ክኢላታት እያ ትምራሕ ዘላ እንተበልኩ ካብ ሓቂ ዝራሓቕኩ ኣይምስለንን ኣጆኻ በርትዕ ኣብ ጎንኻ ኣለና። ዓወትና ናይ ግድን እዩ ንፍትሒውን እዩ። ምልኪ ይፍረስ ፍትሒ ይንገስ!!!!!!!!!

POST A COMMENT