Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ደሴት ዳህላክ ተሓቢኡ ከምዘሎ ተፈሊጡ

https://www.youtube.com/watch?v=Fn25jVkILIU&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • Hagherawi April 6, 2020

    እቲ ዘገርም ፥ እሰያስ መራሒ ሃገር መሲሉዎም፥ እዚባ እቲባ ዘይገበረ ዝብሉ ሰባት ምህላዎም እዩ ። ብመደብ ፥ ንኤሪትራ ኣዕኒዩዋ ፥ ንናይ ትማሊ ጸላእታ ከረክባ ዝሰርሕ ዘሎ ፥ ከመይ ገይሩ እዩ መራሒ ሃገር ክባሃል ?
    ንሱ እንታይ ገበረ ፥ ኣብ ዕላሙኡ ኣሎ ፥ ነብስና ንውቀስ ፥ ብሕመቅና ንሕፈር ።

  • Gebrehiwet TEKLE April 6, 2020

    ሕጂ ነዚ ጉሒላ ናይ መወዳእታ ክትከውን
    ምእንቲ እብ ዓዲ ዘሎ ህዝቢ ምስ ሡራዊት ተተሓሒዙ ክአልዮ ይግባእ:::
    ምኽንያቱ ድማ እታ ሞት ድሮ ብለበዳ
    ኮረና ይኹን ብጥምየት ትፈሪዳትካ ኢያ;
    ምከላኸሊ መመርመሪ ብኹነታትካ ዝደንገጹ ገበርቲ ሰናይ ንዝለአኹልካ ከይበጽሓካ ዝኸልከለ ሰብ ክም መራሒ ቆጽርካ ትጽበዮ እንትሊኻ ካራ ቅሪብካ
    ምጽባይ ኢዩ እሞ ተብራበር

  • Hagherawi April 6, 2020

    እሰያስ ሓያል ፥ ዕድለኛውን እዩ ።
    ዋእ !! ከመይ ገርካ ኮምኡ ትብል ፥ እምበርዶ ጡዑይ እኻ ? (ይሰምዓኩም ኣሎኹ)።
    በሉ ህድእ እልኩም ስምዑ ።
    እሰያስ ክልተ ዓይነት ብረት (ሰሳሪሒ) ኣሎዎኦ፥-
    እታ ቀዳመይቲ ዳርጋ ኩሉ ኤሪትራዊ ዝፈልጣ ፥ ኣብ ዉሽጢ ነፍስወከፍ ዘላ ድኽመት እያ።
    ሃገራዊነት ዘዳኽም ስምዕታት የሳውር ፥ (ኣውራጃ፣ሃይማኖት)፥ ንቡዙሓት ካባና ፥ እዚ ጉዳያት እዚ ደስ ከምዝብል ይፈልጥ እዩ ።
    ንሱኻኣ ብቀጻሊ ፤ ብምትሕብባርና ይጥቀመሉ ።
    ዘይትኣርግ ብረት ኣላቶ ፥ ብጣዕሚ ዕድለኛ እዩ።
    እታ ካለአይቲ ፥ ብደም ምጥማቅ ትባሃል።
    ኡሙናት ዝባሃሉ ፥ ኣብ ኩሉ ወሳኒ ናይ ስልጣን ቦታታት ሓለፍቲ ሙዃን ዝበቅዑ ፥ ብሰንኪ ዝዋዓሉዎ ገበን ዝስከፉ እዮም። እዞም ሰባት እዚኦም ፥ ንድሕሪት መምለሲ የብሎምን።
    ዝጠፈአ ይጥፋእ ፥ ክሳብ ዘለና ንብላዕ ፥ ባሃልቲ እዮም ።
    ብጅምላ ዝቀትሉ ደመኛታት ፥ ብረቶም ኣጻዉዶም ዝሓድሩ ፥ ንዝኾነ ንሕስያ ዘይብሎም ኣረመን ፍጥረት ከምዝኾኑ ድማ ገይሩዎም።
    ብኽምዚኦም ተኸቢቡ ፥ ብዘይ ስክፍታ ደስ ኣብ ዘበሎ ይሓደር ይውዕል ፥ ይሰክር፣ ይዘሙው፥ ካብ ዓይኒ ህዝቢ ሪሒቁ ይዓብድ ።
    ብሓቂ ሓያል ሰይጣን ።
    በሉ፥ ጉድለታትና ምጽብጻብ እንተ ጀሚርና ጥራሕ እና ፥ ንዑኡን ንጃንዳ ህግደፍ ክነልግስ እንበቅዕ።

  • Thomas April 6, 2020

    God bless Eritrea and our people!

    This should not surprise us. What is strange is the selfish die hard supporters of the brutal dictator..

  • Sguamay April 7, 2020

    ምእንቲ ድሕነት ህዝብን ሀገርን እትቃለሱ
    እትጭነቁን እትሓስቡን ሕማም ስቅያት
    ሰሀሮን መከራን ህዝብኩም ናትኩም
    ገርኩም ብልቢ እትሽቁረሩ ተስተማስሉ
    ትጉህዩ ትሓርቁ ትጭነቁ ኤርትራውያን
    ምልዮናት ኢኹም እሞ ተሓጎሱ ክምቶም
    ዕማኾ ዘይእኽሉ ቁንጣሮ ኮራኩር እዚ
    በላዕ ሰብ ንሀገር ምልእቲ ጠሊሞም
    ምእንቲ ሓደ ሰብ ክብሉ መነቶም ሸይጦም ሰብ ዘይገብሮ ዝፍጽሙ ዘለው
    ኢዶም አይስእኑ መቸም እቲ ነብሱ ባዕሉ
    ፕረሲደንት ኢሉ ዝሰመየ ሰራዊት ሀዋርያት ልውጢ ተላዒሉ ንቅድሚት አብ ዝስጉመሉ እዋን ክሀድም እንኮሎ ንዞም
    ኮራኩር ሒዚዎም ክምዘይከይድ ክፈልጡ
    አለዎም አብዛ እዋን እዚአ ነዚ አብ ምንጎ
    ህይወትን ሞትን ኮይኑ ዓቅሉ ጸቢብዎ ዘሎ ህዝቢ ከተድህንዎ አብ ዝባንኩም
    ወዲቁ ዘሎ ህዝባውን ሀገራውን ጽዕነት
    እዩ ካብ ንሓደ ውልቅሰብ ንምሉእ ህዝቢ ምብጃው ናይ ትማሊ ዝጸንሔ ውርሻ ኢዩ

POST A COMMENT