Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: ዝርርብ እዋናዊ ጉዳይ ምስ ዶር ቶማስ ሰለሙን ፤ ብ ሰላም ኪዳነ

https://www.youtube.com/watch?v=ERUuCX3TWyg

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • ሃይለ ተስፋይ July 8, 2019

    እዞም ምስ ህግደፍ ዝነበሩ ምሳና ምስ ዞም ቀድሚና ዝፈለጥናዮ፡ ዘይቁቡል ርእይቶ እዩ። ንዓና ብልጫ ይዋሃበና እዩ። ቅድሚ ኩሉ ቢተወደድ ኣብራሃ እዩ። ድሕሪኡ ጉጅለ 15 እዩ። ንስኻትኩም ብዝተፋላለየ ዝኾሮኹም ፡ ብዘይ ንጹር ራእ ዝተጻባእኩም እኹም።ሕጂ እቲ ካብ ህግደፍ ዝሕወሰኩም ዘሎ፡ እቲ ቀድሙ ዝተረዶኦ ግን ሃገር መጀመርታ፡ እቲ ኩነታት ምስ ኢትዮጵያ ፡ ምስተ ማሓየሼ፡ኩነታትና ክማሓየሽ እዩ እሉ ኣብተስፋ ዝነበረ እዩ። ሕጂ እቲ መንግስቲ ዋላ ሓንቲ ለውጢ ስለዘይገበረ፡ነቲ ጉዳይ ይኣክል እሉ ጀምሩ። እዛ ይኣክል ዝተሰርቀት ሓሳብ እያ።ሕጂ እውን እቲ ትህብዎ ርእይቶ ፡ ንኹሉ ዋና ኣለዎ።ኣብ መይዳ ዝተፈጸመ ዓመጽ ይኣክል። መን እንታይ እሉ፡ እንታይ ጌሩ ንእግሪ መንገድና። ክብረት ይሃበለይ።

POST A COMMENT