Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብጥሜት ዝተጠቕዐ ህዝብና ንከተማታት ከይኣቱ ይኽልከል፡ ፍሉያት ወታሃደራት ቆፎታት እናሰበሩ ኣእካል ይዘምቱ፡

ሕሰምን ጥሜትን ዓጸቦን እናገደደ ስለዝመጸ፡ ዓድታቱ ገዲፉ ናብ ከተማ ኣትዩ ኣብ ምልማን ዝዋፈር ህዝቢ ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናወሰኸ ይኸይድ ስለ ዘሎ፡ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ እቲ ብዓጸቦ ዝተጠቕዐ ህዝቢ ናብ ከተማታት ንከይኣቱን ካብ ዝነብረሉ ከባቢ ወጻኢ ከይንቀሳቀስን፡ ብወታሃደራት ክሕሎ ኣቐዲሙ ዘውጽኦ መምሪሒ ብዝያዳ ኣጸንኪርዎ ከምዘሎ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT