ብመርዛም ሓሪጭ ኣስበስቶስ ትንቀሳቐስ ትካል ቴክኖ ብረይክ ንህዝቢናይ ሓሶት ሓበሬታ ተቕርብ

ብህግደፍ ትውነንን ንህይወት ሰራሕተኛታት መርዛም ብዝኾነ ኣስበስቶስ እናብዓጠት ልጓም ወይ ፍረኖ መካይን እተፍሪ ኣብ ኣስመራ መንገዲ ቁሸት ትርከብ ትካል ተክኖብረይክ፡ እቲ መርዛምን ህይወት ብዙሓት ዝለከመን፡ ዘይሕጋውን ኣሰራርሓኣ ብመርበብ ሓበረታ ኣሰና ምስ ተዘርግሐ፡ እቲ ወረ ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታትን ኣብቲ ከባቢ ዝነብር ህዝብን ዕግርግር ስለዝፈጠረ፡ ካብ ኢሳያስ ብዝተዋህበ መምርሒ መሰረት፡ ኣካያዲ ናይታ ትካል ኣቶ ኣተሽም ብዕለት 5 ግንቦት 2009 ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ንፍርያት እታ ትካል ዝምልከት መግለጺ ንህዝቢ ክህብ ተቐሲቡ ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT